Friday , May 3 2024
Credit: Adam Wrafter/TT and Björn Bjarnesjö/Migrationsverket

ኤጀንሲ ሚግሬሽን ንሕጊ መመልከቲ ስራሕ ፍቓድ ኣነጺሩ

ካብ ባሕቲ ሕዳር ጀሚሩ፡ ሓድሽ ደረት ደሞዝ ፍቓድ ስራሕ ኣብ ሽወደን ካብ ማእከላይ ደሞዝ 80% ክኸውን እዩ። እዚ
ብስታቲስቲክስ ሽወደን ዝተገልጸ ወግዓዊ ማእከላይ ደሞዝ ኮይኑ፥ ነቶም ድሮ ቅጥዕታቶም ዝሰደዱን ውሳነ ዝጽበዩን ሓዊሱ ነዚ
ክግንዘብዎ ኣገዳሲ እዩ ክብል ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን ብኣጽንኦት ተላብዩ’ሎ።
“እዚ ኤጀንሲ ሚግሬሽን ሽወደን፡ ኣብ ውልቃዊ ጉዳይ ውሳነታት ንምውሳድ፡ ክንደይ ዝኣክል ግዜ ኣለዎ ኣብ ዝብል ዝምርኮስ
ክኸውን የብሉን” ክብል ሕጋዊ ዳይረክተር ኤጀንሲ ስደተኛታት ካርል ቤክሰሊየስ ኣተሓሳሲቡ’ሎ።

 

Credit: Adam Wrafter/TT and Björn Bjarnesjö/Migrationsverket

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com