Wednesday , May 8 2024
Johan Nilsson/TT

ክፍሊ ሜትሮሎጂ ንዕድሜ ዝደፉኡ ሰባት መጠንቀቕታ የመሓላልፍ!!

ክፍሊ ሜትሮሎጂ ንዕድሜ ንዝደፉ መጠንቀቕታ የማሓላልፍ!!

ኤጀንሲ ሜትሮሎጂ ንብዙሕ መዓልታት ዝጸንሕ ማዕበል ሃሩር ምህላዉ ንዝሸምገሉ የጠንቅቕ። ካብ ሓሙስ ዝጀመረ ንሰልለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝጸንሕን ማዕበል ሃሩር ከም ዝህሉ ብምግላጽ ጽንዕ ዝበለ ሕማም ንዘለዎምን ብዕድሜ ዝደፉኡ ዘድሊ ጥንቃቐ ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኤረብሮ ኣፕሳላን ስቶክሆልምን ሙቐት ካብ 26 ክሳብ 30 ክበጽሕ ከም ዝኽእል እውን ተነብዩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com