Wednesday , May 8 2024
Claudio Bresciani/TT

ኮምዩናት ክብሪ ስድራቤት ገበንን ናይ ኣስገዳድ መርዓን ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ኣለወን ተባሂሉ።

ኣብ ሽወደን ከባብያዊ ምምሕዳራት ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝወረድ ናይ ክብሪ ስድራቤት ገበንን ናይ ኣስገዳድ መርዓን ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ኣለወን።

እንተኾነ ግና ብመሰረት ሪውድዮ ሽወደን ሓያሎ ካብዞም ምምሕዳራት ነዚ እተጠቕሰ ገበናት ደው ከብሉ ይረኣዩ የለዉን።

እቲ ዳህሳስ 31 ቈልዑ ንመርዓ ናብ ወጻኢ ሃገር ከም እተላእካን እዘን ምምሕዳራት ከተማ ካብዚ 13 ሚእታዊት ጥራይ ክከታተላ ምኽኣለን ከም መርትዖ ኣቕሪባቶ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com