Monday , May 13 2024

ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ መጠን ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 414 ሽሕ ከምዝበጸሐን እዚ ድማ፡ 7.5% ከምዝሽፍን ጸብጻባት ሚኒስትሪ ዕዩ ይሕብሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ብዝሒ ናይቶም ኣብ ስራሕ ተዋፊሮም ዘለዉ ሰባት 5,109,000 ከምዝበጽሐን እቲ መጠን ድማ 67.9% ከምዝሽፍን እቲ ጸብጻብ ገሊጹ።

ብመሰረት ወቕታዊ ዝተመዓራረየ ሓበሬታ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይ ወርሒ ሕዳር፡ 8.5% ክበጽሕ እንከሎ፡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ግን እቲ መጠን 8.6% ምንባሩ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com