Saturday , May 4 2024
እዚ ብጸጋማይ ወገን ቀይሕ ምንጻፍ ዝርአ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብፕረዚደንት ሶማልያ ደሚቕ ኣቀባብላ ተጌሩሉ።
Farah Abdi Warsameh/TT

ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ሶማልያ ኣትዩ::


ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንመጀመርታ ግዜኡ እዩ ናብ ሶማልያ ኣትዩ ክብል ሚኒስተር መራኸቢታት እታ ሃገር ሓቢሩ።

እዚ ምብጻሕ መርኣያ ናይቲ ብዙሕ ምምሕያሽ እናርኣየ ዝመጸ ዝምድና ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፥ ብፍላይ ድማ ካብ ቀውዒ ጀሚሩ እናሞቕ ዝመጸ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን እዩ።

ሶማልያን ኤርትራን ዝሓልፈ ክረምቲ እየን ዝምድንአን ናብ ንቡር ክመልሳ ተሰማሚዐን። ፕረሲደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዲላሂ መሓመድ ብወገኑ ናብ መዲና ኤረትራ ኣስመራ ምብጻሕ ምግባሩ ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com