Wednesday , May 15 2024

ሓበሬታ

ዒራቕ፥ ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈተነ ቅንጸላ ዘካየዱ; ኣለልየዮም ትብል

ብሰንበት ንቀዳማይ ሚኒስተር ዒራቕ፡ ሙስጣፋ ኣልኻዲሚ። ንምቕንጻል ኣብ ቤቱ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ዘካየዱ መን ምዃኖም ከም እተለለዩ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ገሊጹ። በቲ መጥቃዕቲ ህንጻ መንበሪኡ ክፈርስ እንከሎ ሽዱሽተ ኣባላት ሓለዋኡ ከም ዝቖሰሉ ተፈሊጡ። ነዚ ገበን ዝፈጸሙ ክንሃድኖም ኢና፥ ምኽንያቱ መን ምዃኖም ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና ክብል መንነት እቶም ፈጸምቲ ዝበሎም ከይጠቐሰ ንካቢነኡ ምግላጹ ተሓቢሩ። ናይዚ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ዝወሰደ ኣካል እኳ እንተዘየለ፡ …

Read More »

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ናይ ትጽቢት ግዜ ይውዳእ ኣሎ፡ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

ዓለም፡ ካብቲ ንኢትዮጵያ ኣንጸላሊይዋ ዘሎ ሓደጋ ንምድሓን ዘኽእላ ግዜ እናተጸንቀቐ ይመጽእ ምህላዉ ላዕለዎት ሰበስልጣን ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቖም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ዝርከብ ልኡኽ ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ኦሉስንጉን ኦባሳንጆ፡ ምስ ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ድሕሪ ምርኻቡ፡ ስዒቡ ምስ መራሕቲ ክልል ትግራይን ኦሮሞን ከምዝተራኸበ ተሓቢሩ። ክልቲኦም ወገናት፡ ኣብ መንጎኦም ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት፡ ፖለቲካዊ …

Read More »

ርብዒ ቢልዮን ካብ ህዝቢ ዓለም፡ ብኮቪድ-19፡ ተለኺፎም

ኣብ መላእ ዓለም፡ ብዝሒ ናይቶም ብኾቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት፡ 250 ሚልዮን ናይቶም ብሰንኪ እዚ ሕማም ዘስዓቦ ጥዕናዊ ሕልኽላኻት ዝሞቱ ድማ፡ 5 ሚልዮን በጺሑ ምህላዉን ጸብጻባት ማዕከን ዜና AFP ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2019 ጀሚሩ፡ ኤውሮጳውያን ሃገራት፡ ብ76 ሚልዮን፡ ዝለዓለ መጠን መልከፍቲ ዘመዝገባ እየን። መጠን መልከፍቲ ኮቪድ-19 ክጎድል ድሕሪ ምርኣዩ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ እቲ ምስፍሕፋሕ ከምእንደገና ክልዕል …

Read More »

ኣብ ናይ ቅትለት ገበናት፡ ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፡ ጥርጡራት ኮይኖም ተረኺቦም

ፖሊስ ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ካብ 80 ክሳብ 90 ዝኾኑ ብጉዳይ ቅትለትን ፈተነ ቅትለት ኣመልኪቱ፡ መርመራታት ገበን የካይድ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ኣብ ኣስታት 20 ዝኾኑ ጉዳያት፡ ትሕተ ዕድመ ዝኾኑ ቆልዑ ከም ጥርጡራት ቀሪቦም ከምዘለዉ ማዕከን ዜና SVT  ስቶክሆሎም ገሊጹ ክብል ተተ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ፡ ኣብ ኡፕላንድስ ቬስቢ ዘጋጠመት ፍልይቲ ኣጋጣሚ ድማ፡ ሓደ ወዲ 13 ዓመት ህጻን፡ ንሓደ መንእሰይ፡ ኣብ ዳሕረዋይ ክፋል …

Read More »

ኣፍጋኒስታን፥ ምስ ምእታው ወቕቲ ሓጋይ፡ ሚልዮናት “ንጥሜት ይቃልዑ”።

ወቕቲ ሓጋይ፡ ኣዝዩ ዝሑል ኲነታት ኣየር ሒዙ ይመጽእ ምስ ምህላዉ፡ ኣፍጋኒስታን ኣብ ኣዝዩ ዘሻቕል ኩነታት ትኣቱ ምህላዋ ተገሊጹ። ኣብ ብርክት ዝበለ ከባቢታት ኣፍጋኒስታን፡ ድርቂ ኣትዩ ምህላዉን ናብ ኣዝዩ ሕማቕ ሰብኣዊ ቅልውላው ከይሰጋገር ስግኣት ዓሲሉ ከም ዘሎን ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ። ካብ ከተማ ካቡል ንምዕራብ ኣብ 50 ማይል ርሕቀት ዝርከብ ማይደን ዋርዳክ ኣብ ዝተባህለ ቦታ፡ ብኣማኢት ዝቚጸሩ ሰብኡት ካብቲ ብ WFP ዝተዳለወ …

Read More »

ስደተኛታት ዘድሓነት መርከብ፡ ኣብ ወደብ ሲስልያ፡ ንኽትዕሽግ ፍቓድ ረኺባ

ብ ሲ-ኣይ 4 (Sea-Eye 4 ) እትፍለጥ ጀርመናዊት ናይ ሂወት ኣድሕን መርከብ፡ ኣብ ወደብ ትራፓኒ፡ ሲስልያ፡ እዛ መርከብ፡ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፡ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝኣከበቶም (ዘድሓነቶም) ልዕሊ 800 ስደተኛታ ዝጸዓነት እያ። እዛ መርከብ፡ ካብ ዝሓለፈ ሓሙስ ጀሚራ፡ ትዕሽገሉ ወደብ ከተናዲ ድሕሪ ምጽናሓ፡ መንግስቲ ጣልያን ኣብ ወደብ ትራፓኒ ንኽትዕሽግ፡ ትማሊ ቀዳም፡ ፍቓድ ከምዝሃባ ጀርመናዊ ማሕበር ምትሕግጋዝ ሲ-ኣይ ገሊጹ። ዝበዝሑ ካብቶም ስደተኛታት፡ …

Read More »

COP26: ኣብ ልዝብ ምልዋጥ ክሊማ ኢንዱስትሪ ከሰል ዝበዝሐ ተወከልቲ ይህልዉዎ

ኣብ ልዝብ ምልዋጥ ክሊማ፡ ምስ ኢንዱስትሪ ከሰል ብቐጥታ ዝተኣሳሰሩ ተወከልቲ፡ ብቚጽሪ ዝበዝሑ ምዃኖም ቢቢሲ ዘዳለዎ ትንተናዊ ዜና ኣፍሊጡ። ኣብ ምጅማር እቲ ዘተ፡ ብ Global Witness ዝምርሑ ወፋሮ፡ ነቲ ብ UN ዝቐረበ ዝርዝር ተሳተፍቲ ትንተና ከም ዝሃብሉ፡ እቲ ዜና ወሲኹ ኣረዲኡ። ብመሰረት እዚ ትንተና፡ 503 ምስ ኢንዱስትሪ ከሰል ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎም ሰባት ኣብዚ ዘተይሳተፉ ምህላዎም ተፈሊጡ’ሎ። እዞም ተሳተፍቲ፡ ነተን ብ ነዳዲን …

Read More »

ኣብተን ዝያዳ መርመራ ኮቪድ ዘካየዳ ምምሕዳራት፡ ዝዋሓደ መጠን ሞት ተራእዩ

ኣብ ሽወደን፡ እተን ዝለዓለ መጠን መርመራ ኮቪድ-19 ዘካየዳ ምምሕዳራት፡ ዝወሓደ መጠን ሞት ከም ዝተራእየን፡ ካብ ኮሚሽን ኮሮና ዝተረኽቡ ጸብጻባት ብምጥቃስ፡ ሬድዮ ኢኮት ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብዘን ዝተፈላለዩ ክሊ ዕድመታትን ጻዕቂ ህዝቢ ዘለዎ ምምሕዳራት፡ መጠን ምስፍሕፋሕ ኮቪድ-19፡ ክበዝሕ እኳ እንተተራእየ፡ መጠን ሞት ጥራይ ዘይኮነ፡ ብዝሒ ናይቶም ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝሓቱ ዘለዉ ሰባት፡ ውሑድ ምዃኑ ይፍለጥ። ትሑት መጠን ክታበት ዘካየዳ …

Read More »

Harmony Media… Hjälpverb …. Svenska Tigrinja with Hager Teklay

Read More »

ብራዚላዊት ኮኾብ ድምጻዊት፡ ማሪልያ፡ ዓሪፋ

ኣዝያ ህብብቲ ብራዚላዊት ድምጻዊት፡ ማሪልያ መንዶንካ፡ ኣብ መበል 26 ዕድሜኣ ብ ሓደጋ ነፋሪት፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየት፡ ሰብመዚ እታ ሃገር ሓቢሮም። ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ብራዚል ኣብ ዝርከብ ገጠር ዘጋጠመ ሓደጋ ነፋሪት፡ ምስ ማሪልያ ዝነበሩ ኣኮኣ፥ ኣፍራዪ ስርሓታን ክልተ ኣባላት በረራን ምሟቶም ተፈሊጡ’ሎ። እዚ ሓደጋ ነፋሪት፡ ብኸመይ ኣጋጢሙ ንምጥላል መርመራ ይካየድ ኣሎ ተባሂሉ’ሎ። ኣብ 2019 ተሸላሚት ግራሚ ኣዋርድስ ዝኾነት ማሪልያ፡ ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com