Monday , April 29 2024

ሓበሬታ

በዓል መዚ መራኽብቲ ስራሓት (Arbetsförmedlingen) ጌጋ ውሳኔታት ከምዝውስን ተሓቢሩ።

ኣብ በዓል መዚ መራኽብቲ ስራሓት እተመዝገቡ 70 ሽሕ ሰባት ብግጒይ ውሳነ ግዳያት ምዃኖምን ከምዚ ዝበሉ ናይ ኮምፕዩተር ውሳኔታት ንቡር እናኾኑ ይመጹ ምህላዎምን ተገሊጹ። ተመራማሪት መራኸቢ ብዙሓን Julia Velkova ህዝባዊን ብሕታዊን ጽላታት ውሳኔታት ናብ ኣልጎሪዝም ኣሕሊፈን ይህባን ንሽግር ይቃልዓ ምህላወንን ዘቃልዕ ሓድሽ ጸብጻብ ኣዳልያ’ላ። ሽወደን ነየኖት ውሳኔታት ኣልጎሪዝም ተጥቀም ፍሉጥ ደረት ከተቐምጥ ይግባኣ። ኣልጎሪዝም ብዘይደረት ምጥቃም ዘምጽኦ ጣጣ ብግቡእ ምግንዛብ ግዚኡ …

Read More »

ንኻልኣይ ግዜ ዝወሃብ ዘሎ ኣገዳሲ ሓበሬታ ዜግነት ስዊድን ንተመልክቱ ሰባት

በዓል መዚ ኢመግረሽን ናይ ስዊድን ዜግነት ንምርካብ ዘመልክት ሰብ መንነቱ ከረጋግጽ ከምዘለዎ ከምዝጠልቡ ርዱእ እዩ። Migrationsverket እቲ በዓል መዚ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ መዓልቱ ዝሓለፎ እሞ ዘይተሓደሰ ፓስፖርትውን ከምናይ መንነት መረጋገጺ ክቐርብ ከምዝኽእል ሓቢሩ ስለዘሎ እቶም ተመሳሳሊ ጉዳይ ዘለኩም ተጠቀምቲ እዚ ዕድል ክትኮኑ ንሕብር። ኣልኮምፒስ ትግርኛ

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com