Wednesday , May 15 2024

ሓበሬታ

ኣለክሳንደር ኢሳቅ ክልተ ሸቶታት ኣብ ዘመዝገበሉ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ገፊሕ ዓወት ኣመዝጊባ!!

ሃገራዊት ጋንታታት ሽወደን ናብ ደሴታት ፋራኦስ ገይሻ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ ካብ መጀመርያ ምስ ቀዳሞት 11 ዝተሰለፈ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ኣብ መበል 12ን 15 ደቒቕ ኣከታቲሉ ክልተ ሸቶታት ብብዝጋብ ጋንትኡ ሽወደን 4 ብ 0  ንክዕወት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ገይሩ። ኣብዚ ምድብ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ምስ ሃገራውያን ጋንታታት ስጳኛ፣ ነርወይ፣ ሩማንያን ማልታን ዝተመደበት ኮይና  በዚ ናይ ሎሚ ዓወት ተሓጊዛ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ካብ ምድብ …

Read More »

ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን ዝናብ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ምኻኑ ይሕብር!!

ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን ብ ከቢድ ዝናብ ዝተሰነየ ኩነታት ኣየር ክህሉ ሙኻኑ ይእምት። ሓላፊ ማእከል ትንበያ ኩነታት ኣየር ሄንሪ ክራመር ኣብ ዝሓበሮ ኩነታት ኣየር ናይ ክረምቲ ከም ዝተወድኤን ብተዛማዲ ዙሑል ኣየር ብ ዝናብ ዝተሰነየ ኣብ መላእ ሃገር  ከምዝህሉ ክገልጽ ከሎ ኣብ ገለ ከባብታት ግን ጸሓይ ከምዝህሉ  እዚ በዓል ሞያ ወሲኩ ይህብር። ሎሚ ሓሙስ ጸቕጢ …

Read More »

ረኽሲ ግርጻን

ረኽሲ ግርጻን ክንብል ከለና ግርጻንና ይረክስ ማለትና እዩ። ረኽሲ ግርጻን ናብ ከባቢኡከስፋሕፍሕን ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውንን ይኽእል።ረኽሲ ግርጻን ከመይ ኢሉ ይጅምርኣስናንና ብግቡእ ምስ ዘይነጽርዮ ክብዕክኽ ይኽእል። ምብዕካኽ ናይ ኣስናን ክንብል ከለናብዙሕ ባክተርያ ዘለዎ ቀጸላ ኣብ ስንና ከም ዘሎ ምልክት እዩ። ከም ውጽኢት ናይዚ ድማስንና ክሕስኽን ክብላዕን ይጅምር። እዚ ድማ ክሳብ ምርካስ ናይ ግርጻን ከኽትልይኽእል። ረኽሲ ናይ ግርጻን ምስ ዝስዕርር ድማ ክሳብ …

Read More »

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ሎሚ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ካብ መጀመርያ ከምዝስለፍ ተሓቢሩ!!

ኣብ ምድብ ሽወዓተ ዝተዳላደለት ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ሎሚ ሰዓት ካብ 20: 45 ብ ኣቖጻጽራ ሽወደን ናብ ደሴታት ፈርኦስ ተጋዒዛ ኣብ ትገብሮ ጸወታ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት 11 ተስለፍቲ ሙዃኑ ኣሰልጣኒ እዛ ኣገራዊት ጋንታ ያነ ኣንደርሰን ገሊጹ። እዚ ኣሰልጣኒ ካብ ቡዙሓት ጋዜጠኛታትን ተንተንቲ ሰፖርት ን ኣለክሳንደር ኢሳቅ ኣብ ጹቡቕ ቑመና ክንሱ እኩል ናይ ምስላፍ ግዜ ብ ዘይምሃቡ ክወቕስዎ ከምዝጸንሕዎ ይዝከር። …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ሜድኣ 2 ብ 1 ስዕረት የእንጊዳ!!

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ እግሪ ንመጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022 ቀጠር፡ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ ኣብ ሜድኣ ብናሚብያ 2ብ1 ተሳዒራ። ንዕረፍቲ ብዘይ ሸቶ 0ብ0 ዘምርሐ’ዚ ጸወታ፡ ድሕሪ ዕረፍቲ 3 ሸቶታት ዝተራእዮ ኮይኑ፡ ተኸላኸልቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናብ ገዛእ ልዳቶም ምስ ዘመዝገብዋ ሸቶ ሓዊስካ፡ ናሚብያ ናብ ዝቕጽል ጸወታ ከሕልፋ ዝኽእል ኣድማዒ ዓወት ሒዛ ወጺኣ። ካብ ደገ ዝመደበሮም 14 ተጻወቲ …

Read More »

ኤውሮጳዊ ሕብረት (EU)

ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ መንጎ ገለ ኤውሮጳውያን ሃገራት ዘሎ ቊጠባውን ፖለቲካውን ዝምድና እዩ። ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ድሕሪ ካልኣይ ውግእ ዓለም ኣብ መንጎ በልጅዩም፡ ፈረንሳ፡ ጣልያን፡ ሉክስምበርግ፡ ሆላንድን ሽዑ ዝነበረት ምዕራብ ጀርመንን እተመስረተ ቊጠባውን ፖለቲካውን ምትሕብባር እዩ። ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ነቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝሰፈነ ሰላም ንምዕቃብን ንግዲ ኣብ መንጎ ሃገራት ኤውሮጳ ንምትብባዕን’ዩ ተተኺሉ። እቲ ቀንዲ ሓሳብ፡ ኲላተን ብቚጠባዊ መገዲ ሓንቲ ካብታ ሓንቲ እትደሊ ኮይነን …

Read More »

ሓናት

ረኽሲ ሓናት ማለት ነድሪ ወይ ሕበጥ ናይ ኣብ ጎሮሮና ዝርከባ ጽቅታት ሓናት ማለት’ዩ ። መብዛሕቱ ግዜ ቫይረስ ጠንቒ ረኽሲ ወይ ነድሪ ናይ ሓናት እዮም።እንሓንሳብ ግን ባክቴርያ ጠንቂ ረኽሲ ሓናት ክኾኑ ይኽእሉ።እዘን ጽቅታት ሓናት ክፋል ናይ ስርዓተ ምክልኻል ኣካላትና ኮይነን ብኣፍና ንዝኣትዉ ታህዋስያን ዝከላኸላ እየን።ሓናት ክብብ ዝበላ 2ተ ጽቅታት ኮይነን ኣብ ዳሕረዋይ ክፋል ጎሮሮና ይርከባ። ምልክታት ወይ ጥርዓናት ረኽሲ ሓናት – …

Read More »

ትካል ግብረስናይ ሽወደን (SIDA) ን ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝወሃብ ሃገዝ ደው የብል!!

ትካላት ግብረስናይ ሽወደን (SIDA) ንውድብ ኣፍሪቃ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ደው የብሎ። ከቢድ ናይ ብልሽውና ምቅላዕ ድሕሪ ምግጣሙ SIDA ንውድብ ኣፍሪቃ ኢንተርፕራይዝ ቻሌንጅ ፋንድ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ንግዚኡ ምቊራጹ ተገሊጹ። እቲ ውድብ ነቲ ዝወሃቦ ዝነበረ ሓገዝ ናብ ናይ ግሊ ረብሓኡ ኣውዒልዎ ብዝብል እዩ ነዚ ናይ ምቊራጽ ሓገዝ ስጒምቲ ዝወሰደ። ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ንዝርከቡ ወነንቲ ናእሽቱ ትካላት ናይ ንግድ ስራሕ ከሳልጡ ንምሕጋዝ …

Read More »

ኣብ ቀረባ እዋን ምልኣኽ ገንዘብ ብ መንገዲ ስዊሽ (Swish) ካብ ሽወደን ናብ ካሎኦት ሃገራት ኤውሮፓ ክጅምር ሙኻኑ ተሓቢሩ!!

ኤውሮጳዊ ማሕበር ስርዓት ምኽፋል ብ ሞባይላት (EMPSA) ከምዝሓበሮ ብ መንገዲ ስዊሽ ካብ ሽወደን ናብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮፓ ምልኣኽ ገንዘብ ክጅምር ሙኻኑ ሓቢሩ። ብ መሰረት ጸብጻብ እዚ ማሕበር  ምትሕላልፍ ገንዘብ ብመንገዲ ስዊሽ ኣብ ቀርባ ግዜ ኣብ ግብሪ ክውዕል ሙዃኑ ሓቢሮም። በዚ መስረት ብ ኣገለግሎት ስውሽ ብምጣቃም ናብ እዘን ዝስዕባ ሃገራት ኤውሮፓ ማለት በልጂም፣ ጀርመን፣ኣውስትርያ፣ፊላንድ ደንማርክ፣ ፖርትጋል፣ ስዊዘርላንድን ነርወይን ገንዘብ ምትሕላላፍ ክኸኣል …

Read More »

ትምህርቲ ንኣባጽሕ ኣብ ሽወደን

ኣብ ሃገረ ሽወደን፡ በጽሒ ኴንካ ክትምሃር ልሙድ እዩ። መብዛሕትኦም ድማ፡ ዝነበሮም ሞያ ንኸማዕብሉ ወይ ድማ ካልእ ሞያ ንኽሕዙ እዮም ዝምሃሩ። ገሊኦም ግን ሓድሽ ነገር ንምፍላጥ ኢሎም ይምሃሩ። ምሉእ ህይወትካ ምምሃር እወንታዊ ገጽታ ኣሎዎ። ‘ናይ ምሉእ ዕድመ ምህሮ’ ድማ ይብሃል። ቤት ጽሕፈት ኣማኸርቲ ትምህርቲ እንታይ ክትምሃር ከም እትደሊ ርግጸኛ ምስ ዘይትኸውን፡ ንቤት ጽሕፈት ኣማኸርቲ ትምህርቲ ክትውከስ ትኽእል ኢኻ። እዚ ቤት ጽሕፈት’ዚ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com