Wednesday , May 15 2024

ሓበሬታ

ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኣመሪካ ዕረፍታ ኣቋሪጻ ናብ ዋሺንተን ምምላሳ ተሓቢሩ!!

ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኣመሪካ ካሪን ኦሎፋዶተር ነቲ ኣብ ነንጐ ኣመሪካን ሽወደንን እተኸስተ ቅልውላው ንምክትታል ዕረፍታ ወዲኣ ናብ ዋሺንተን ምምላሳ ተሓቢሩ። እቲ መልዓሊ ቊርቊስ ምእሳር ኣመሪካዊ ደራፋይ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ኣብ ሽወደን ምዃኑ ድምጺ ባህሊ ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ’ላ። እታ ኣምባሳደር ብዛዕባ ኣሰራርሓ ሕጋዊ ጒዳያት ሽወደን ምስ ኣባላት ኮንግረስ ከተረድእ ምብጋሳን ድሕሪ ምግላጽ ” ኣብ ኣሰራርሓ ሕጊ ሽውደን ገለ ዘይበርሃሎም ጒዳይ ምህላዉ …

Read More »

እናገፍሐ ዝኸይድ ዘሎ ጋግ ድኽነትን ሃብትን

ኣብ ሰለስተ ሃገራት ማለት፡ ኣብ ናይጀርያ ህንድን ሲንጋፖርን ኣብ መንጎ ድኻን ሃብታምን ዘሎ ፍልልያት ኣዝዩ እናገፍሐ ይኸይድ ከም ዘሎ፡ ንዝተኻየዱ መጽናዕታት ብምውካስ ጸብጻባት ሓቢሮም። እተን ሰለስተ ሃገራት ነቲ ኣብ ዜጋታተን እናገፍሐ ዝኸይድ ዘሎ ቁጠባዊ ጋግ ከጽብብ ዝኽእል መደባት ከም ዘይብለንን፡ ብኣንጻሩ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እናገፍሐ ይኸይድ ከም ዘሎን ኣብቲ ጉዳይ መጽናዕቲ ዘካየደ ዓለምለኻዊ ትካል ‘ኦክስፋም’ ዝዘርገሖ ጸብጻብ የረድእ።1 ደቡብ …

Read More »

ጸወታ ንቖልዑ

ጸወታ ምጽዋት ክንብል ከለና ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝሓቑፍ ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ምዝንጋዕ ንምፍጣር እዩ። ጸወታ ምስ ህጻናት ምጽዋት ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ድማ ብዙሕ ዕላማታት ክህልዎ ይኽእል እዩ፣ ገለ ካብኡ ንምጥቃስ ድማ • እሕምሮ ንምንቕቓሕ • ሓድሽ ጥበብ ብምቕሳም ርእሰ ምትእምማን የዕብይ • ማሕበራዊ ጥበባት ተማዕብል • ስምዒታትካ ንደገ ምውጻእን ጸቕጢን ብዝሒ ጸዓትን ምንካይን ሓደሓደ ጸወታታት ናይ ህጻናት ናይ ምስትውዓል ዓቕሚ …

Read More »

ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ የዛይድ እዩ ተባሂሉ።

ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከምዘዛይዶን ዝሓሸ ናይ ስራሕ ዕድላት ከምዘሎዎን ተሓቢሩ። ጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ከም ዘመልክትዎ IKEA ናይ ዓረብ ኣገልግሎት ከቕውም ምዃኑን እዚ ድማ ኣብ ዕዳጋ ሽቕለት ኣብዪ ኣስተዋጽኦ ክህልዎ እዩ ተባሂሉ ከም ዝሕሰብ ተገሊጹ። “ዓረብኛ ንዝዛረቡ ኣዝዩ ጽቡቕ ኣገልግሎት ዝህቡ ሰባት ቈጺርና ኣሎና” ክብል ኣንድርያስ ካስቶር ን ሬድዮ ሽወደን IKEA ገሊጹ’ሎ። IKEA ሓደ ካብቶም ዝበዝሑ …

Read More »

ቮልቮ ሽወደን ፍርቂ ሚልዮን ዝኾና መካይን ክጽገና ይጽውዕ!!

ኣፍራይ መኪና ቮልቮ ፍርቂ ሚልዮን ንዝኾና መካይን መሊሱ ጽገና ከካይደለን እዩ ይበሃል ኣሎ። ኣፈኛ እቲ ኲባንያ ብሰንበት ን Desutsche Orease Agentur dpa ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ እዚ ጽገና ክፋል ሞተር ንምስጣም ኣገዳሲ ኮይኑ ረኺብናዮ ኣሎና ኢሉ። እዚ ጽገና ሞተር ንኸይርስንን ከይቃጸልን ዝሕግዝ ምዃኑ እዪ ኣፈኛ ሓቢሩ’ሎ። እቲ ኲባንያ ኣብ ሰባት ወይ ንብረት ወሪዱ እንተኾይኑ ዝሃበቶ ሓበሬታ የለን። ዛጊት 54 ሽሕ መካይን …

Read More »

ጸጕሪ ርእስናን ጥዕናናን

እንሓንሳእ ጸጕርና ልዕሊ ካልኦት ክፋላት ኣካላትና ብዛዕባ ጥዕናና ከም ዝዛረብ ንፈልጥዶ? እስከ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ንርኣዮም’ሞ፡ ነቲ ሓቂ ንገንዘቦ። ዝልከ ሕብርታት ጸጕሪ ርእሲ፡ መንቀጺ ፎንን ኣብ ጨዋም ማይ ምሕንባስን፡ ንጸጕርና ከንቅጾ፡ ከስሕዎን ክሰባብሮን ዝኽእል’ኳ እንተዀነ፡ ምናልባት እዞም ተርእዮታት’ዚኦም ግን፡ ምልክታት ናይቲ ብሰንኪ’ቲ ብሃይፖታይሮዲዝም ዝፍለጥ ሕማም፡ ብሰንኪ ትሑት ንጥፈት ታይሮይድ (ኣብ ቅድሚት ክሳድ ዝርከብ ንናይ ኣካላት ዕብየትን ንጥፈታትን ዝጸሉ ሳብስታንስ ዘውጽእ …

Read More »

ህዝብታትን ባህልታቶምን

ምስቋር ኣፍንጫ ብደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ዓለምና ይፍጸም’ዩ። ኣፍሪቃውያን፡ ኣዕራብ፡ ደቡብ ኣመሪካውያንን ቀያሕቲ ህንዳዊያንን፡ ካብ ነዊሕ ኣትሒዞም ምስቋር ኣፍንጫ ካብ መለክዒታት ጽባቐ ምዃኑ ብምእማን፡ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት የዘውትርዎ’ዮም። ህንዳዊያን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ጽምብላት መርዓ ካብ ዝተፈላለዩ ማዕድናት ዝተዳለዉ ቀለቤታት ኣብ ኣእዛነን ተሰቚረን ይሳተፋ። ደቂ-ኣንስትዮ ቀቢላ ኣፓታኒ ፓራዳሽ ድማ፡ ንኽልተ ሸነኻት ኣፍንጫአን ብምስቋር፡ “ያፒን” ዝጽዋዕ ካብ ዕንጸይቲ ገረብ ባምቦ ዝተዳለወ መወተፊ የእትዋሉ። ምስ …

Read More »

ሽወደን ዲጂታላዊ ሕሳብ ጥርጡራት ንኸተደስክል ብፖሊስ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ንዝቐረበላ ሕቶ ትነጽግ!!

ፖሊስ ሽወደን ሕሳብ ጥርጡራት ገበን ኣብ ምድስካል ካብ ካልኦት ሃገራት ሓገዝ ይረኽቡ’ኳ እንተኾኑ ካልኦት ተመሳሳሊ ሓገዝ እንክሓታ ግና ከም ሕቶኦም ከም ዝንጽጉ ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። ብመሰረት እቲ ኣብ 2001 እተኸተመ ኣውሮጳዊ ውዕል ሳይበርክራይም እዚ ምድስካል ብሓገዝ ብዙሓት ሃገራት ጥራይ እዩ ተግባራዊ ክኸውን ዝኽእል። ነዚ ሕጊ ዝፈረማ ሃገራት 18 እኳ እንተኾና ዛጊት ግና ሓጋጊ ኣካል ሽወደን አቲ ሽወደን ሕሳብ ጥርጡራት ገበነኛታት …

Read More »

ፖሊስ ገጽ ገበነኛታት ዘለሊ ቴክኖሎጂ ከተኣታትዉ ድሌት ከም ዘለዎም ገሊጹ።

ፖሊስ ሽወደን ገጽ ገበነኛታት ዘለሊ ቴክኖሎጂ ከተኣታትዉ ድሌት ከም ዘለዎምን ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ፈተነ ምክያዶምን ገሊጾም። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ቴክኖሎጂ እታ መሳርሒት ስእሊ ናይ ገበነኛ ምስ ኣብ ማዕከን ዘለዉ 40 ሽሕ ዝኾኑ ካልኦት ገጻት ብምንጽጻር እያ ገበነኛ ተለሊ። “እዚ ምስቲ ዝጸንሐ ብኢድ ዝግበር ዝነበረ ኣሰራርሓ ብምውድዳር ኣዝዩ ስሉጥ ኣገልግሎት ክንህብ ከኽእለና እዩ” ክብል በዓልመዚ ፖሊስ ሽወደን ማርቲን ቫልፍሪድሰን ን TV4 …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 22, ሓምለ 2019

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com