Friday , May 3 2024

ቲቪ

Swedish News in Tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 12 ሰነ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. መንግስትን ዞባታትን ሽወደን ንምርመራ ኮቪድ 19 ብዝምልከት ፍልልያቶም ብምዉጋድ ኣብ ስምምዕ በጺሖም። 2. ኣብ ብዙሓት ዞባታት ሽወደን ብሰንኪ ምዉዳእ ዕቑር ማይ ኣብ ኣብ ኣጠቓቕማ ማይ ሓደሽቲ ሕግታት ወጺኡ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

Read More »

Swedish News in Tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 08 ሰነ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. መንግስቲ ሽወደን ብምክልኻል ለበዳ ኮቪድ 19 ዝተኸተሎ ሚላ ብርቱዕ ወቕሳ ቀሪብዎ። 2. ኣብ መላእ ዓለም ሂወት ጸለምቲ ዋጋ ኣሎዎ፣ ዝተባህለ ሰልፍታት ገና ይቕጽል ኣሎ። • ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። • ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ …

Read More »

Swedish News in Tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 05 June May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. መንግስቲ ሽወደን ሓይልታት ፖሊስ ብገጽ ሰብ መንነት ዝምርመር መሳርሒ ክጥቐሙ ዘኽእል ሓድሽ ሕጊ ንምጽዳቕ እማመ ኣቕሪቡ። 2. ብኣሜሪካዉያን ፖሊስ ብግፍዒ ዝተቐተለ ጆርጅ ፍሎይድ ጸሎተ ፍትሓትን ምፍናዉን ከምዝተገብረሉን ኩሎም ተሓተቲ እቲ ቅትለት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ተባሂሉ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja · ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም …

Read More »

ኣገደስቲ እዋናውያን ጥዕናዊ ቃላት

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 3 June May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ብኮቪድ 19 ዝረእይ ዘሎ ናህሪ ቁጽሪ ተለከፍቲ ዘታሓሳስብ ምዃኑ ተሓቢሩ። 2. መሰል ጸለምቲ ኣሜሪካዉያንን ኣብ ካልእ ዓለም ዘሎዉን ክኽበርን፣ ለዉጢ ክመጽእን ዘታሓሳስብ ሰልፊ ኣብ ሽወደን ተኻይዱ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ። · ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም …

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 01 ሰነ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ብኽሲ ግብረ ሽበራ ተፈሪዱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣሜሪካ ዝነበረ ሽወደናዊ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝሞተ ተሓቢሩ። 2. ኣብ ሽወደን ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኣብ ጫካታት ባርዕ ናይ ምኽሳቱ ዘሎ ተኽእሎ ዓቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ተሓቲቱ።

Read More »

ዜና መጽሄት News Magazine 31 May 2020

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዜና መጽሔት 1. ብዛዕባ ሓተቲ ዑቕባ ባዕሎም ዝመርጽዎ መንበሪ ኣድራሻን ቦታን፣ ኣመልኪቱ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ብዝምልከት፣- 2. ኣብ እዋን ኮቪድ 19 ዘሎ ዕድላት ኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ክማሃሩ ንዝደልዩ ሰባት ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዕድላትን ትርጉሙን፣-  ኩሎም መደባትና ብዝተሳለጠ መገዲ ማለት ዝስማዕ ዝራኣይ ዝንበብ ፈነወታት ኣልኮምፒስ ብሓደ ንምክትታል ዘኽእልኩም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣብ (Googole Play store ) ኣቲኹም …

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 29 May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ብዳግማይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ሃስያ ከይወርድ ሻቕሎት ከምዘሎ ተገሊጹ። 2. ኣብ ዶባት ሃገር ቁጽጽር ብምሕያል ስእልን እሰር ኣጻብዕትን ንምዉሳድ ዘኽእል እሰራርሓ ዘማእክል ሓድሽ ሕጊ ኣብ መስርሕ ኣሎ ተባሂሉ። ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ብተወሳኺ ኣብ …

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 27 May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ቁጠባ ድኻታት ሃገራት ብሰንኪ ኮቪድ 19 ብኸቢድ ከምዝተሃሰየን፣ ህዝብታት እተን ሃገራት ኣብ ጸገም ከምዝወደቐን ተገሊጹ። 2. ካብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ንዝግበር ንግዲ ሰደድ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ከምዝተላዕለ ተሓቢሩ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

Read More »

Swedish News in Tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 25 May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ዘሎዉ ሆስፒታላት ህጹጽ ምኽንያት ንዘይብሎም ብመጥባሕቲ ዝግበር ኣገባብ ሕርሲ፣ ቀዳምነት ከምዘይህባ ተሓቢሩ። 2. ኣብ መንጎ ቻይናን ኣሜሪካን ዘሎ ምስሕሓብን ናይ ቃላት ዉግእን ናብ እዋን ዝሑል ኩናት ዝነበረ ኩነታት የምርሕ ኣሎ ተባሂሉ። ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com