Monday , May 20 2024

ሃገራዊ ዜና

ሽወደን ምንቊልቋል ኢንዱስትርታት ኣጋጢምዋ ተባሂሉ!!

ሽወደን ኣብ ዓመተ 2008 ካብ ዘጋጠመ ዓለምለኸ ፋይናንሳዊ ቅልውላው ንደሓር ዝዓበየ ምንቊልቋል ኢንዱስትርያዊ ምልክታት ኣጋጢምዋ ተባሂሉ። ዓቕሚ ኢንዱስትርያዊ ፍርያት ሽወደን ወርሒ መስከረም ካብ ትጽቢት ንታሕቲ ናብ 46.3 ሚእታዊት ምጒዳሉ ተገሊጹ። እዚ ዕብየት ኣብ 52 ሚእታዊት ከም ዝነበረ ዝፍለጥ ኮይኑ ድሕሪ ጽድያ 2008 ዘጋጠመ ዓለመለኻዊ ፋይናንሳዊ ቅልውላው እቲ ዝዓበየ ወርሓዊ ምንቊልቋል እዩ ተባሂሉ’ሎ። ብመሰረት ኢንፍራንት ሓበሬታ ዝገበሮ ዳህሳስ። ሰለስተ ካብዘን ሓሙሽተ …

Read More »

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ምሽዳድ እናበዝሐ ምምጽኡ ተገሊጹ።

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ምሽዳድ ተመሃሮ ምብዝሑን በዚ ስነኣእምሮኦም ዝሳቐዩ ድማ ቊጽሮም እናበዝሐ ከም ዝመጸ ካብ በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን ዝተረኽቡ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ብመሰረት እዞም ሓደስቲ ኣሃዛት ዕድሚኦም ካብ 11-15 ኣብ ዘለዉ ተመሃሮ ክልቲኡ ጾታታት እዩ እዚ ብብዝሒ ዝረአ ዘሎ። ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2013/4 12.6 ሚእታዊት ካብ ተመሃሮ ቀዳማይ ደረጃ ግዳያት ምሽዳድ ምዃኖም ገሊጾም ምንባሮም ዝዝከር ኮይኑ ኣብ ናይ ዓሚ ጸብጻብ …

Read More »

ሽወደናውያን ኣብ 2019 ካብ ATM 41 ቢልዮን ክሮኖር ኣውጺኦም ተባሂሉ።

ኣብ ፈለማ መፋርቕ 2019 ሽወደናውያን ካብ ባንኮማት ዘውጽእዎ ጠቕላላ ገንዘብ 41 ቢልዮን ክሮና (4.18 ቢልዮን ዶላር ) ከም ዝበጽሕን እዚ ማለት ኣብ ወርሒ 633 ክሮና ኣውጺኦም ኣለዉ። እዚ ምስ ናይ ዓሚ እንክነጻጸር ናህ 10 ሚእታዊት ምጒዳል ምርእዩ እውን ተገሊጹ። እዚ ዘርእዮ እንተሎ ሽወደናውን ዝወሓደ ገንዘብ ይጥቀሙ ምህላዎም እዩ። ብኣንጻሩ ንሽወደናውያን ናብ -“ገንዘብ ዘይጥቀሙ” ማሕበረሰብ ናይ ምቕያር ስራሕ ብዙሕ ነቐፌታ ከም …

Read More »

ሽወደን ንወቕቲ “ጉንፋዕ” ድልውቲ ምህላዋ ተገሊጹ።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ማእከላት ጥዕና ንወቕቲ ጉንፋዕ ዝኸውን እኹል ምድላዋት ምግባረንን ኲለን ኣውራጃታት ነዚ ዝኸውን እኹል ክትባት ከም ዘዋህለላን ተገሊጹ’ሎ። ዓሚ ሕጽረት ክትባት ተራእዩ ምንባሩ ሎሚ ግና እኹል ቀረብ ተዳልዩ ምህላዉ በዓልቲመዚ ኤጀንሲ ጥዕና ሽወደን ማያ ፕሪቲን ንሬድዮ ሽወደን ሓቢራ’ላ።

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ስቴፈን ኣብ ካቢነኡ ምቅይያራት ይገብር!!

ኣብ ባይቶ ሽወደን ሓድሽ ምብዋዝ ካቢነ ተኻይዱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቴፋን ሉፈን ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሓድሽ ካቢነ ክብውዝ ምዃኑን እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ሳምንታት ንኻልኣይ ግዜ ዝግበር ዘሎ ምብዋዝ ምዃኑን ተፈሊጡ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ምብዋዝ ሚኒስተር ሲቪላዊ ጒዳያት ኣርዳላን ሺካርበ ሓድሽ ሚኒስተር ማሕበራዊ ድሕነት ክኸውን እዩ። እዚ ዝኾነ ብምኽንያት ሞት በዓልቤታ ሚኒስተር ኣኒካ ስትራንዳል ካብ ስልጣና ብፍቓዳ ድሕሪ …

Read More »

ኩባንያ ኤሪክሰን ንእንተታት መቕጻዕቲ ብልሽውና ንምሽፋን 12 ቢልዮን ክሮነር ይስልዕ።

ኤሪክሰን ቅድሚ ገለ ዓመታት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብጉዳይ ብልሽውና ንዝተጻዕኖ ዕዳ ንምክሕሓስ 12 ቢልዮን ክሮና ምድላዉ ተገሊጹ። እዚ ግዙፍ መቕረቢ ኣቕሑ ዓውለማዊ መራኸቢታት ኣብ ዓመተ 2013 ብ ኮሚሽን ጸጥታን ምልውዋጥን ከምኡ’ውን ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ እዚ ኲባንያ ምስ ሕጊ ጸረ-ብልሽውና እታ ሃገር ብምስምማዕ ይሰርሕ ኣሎ ድዩ ብዝብል መርመራ ምኽፋቶም ዝፍለጥ እዩ። ኤሪክሰን ኣብዚ ጒዳይ ምስ ሰብመዚ ኣመሪካ ምስምማዑን ውሽጣዊ መርመራ …

Read More »

ኣገልግሎት ቤት ማእሰርትታት ሽወደን ብሕጽረት ብቑዓት መማህራን ከምዘጋጠሞ ሓቢሩ።

ቤት ማእሰርታት ሽወደን ብሰንኪ ሕጽረት ብቑዓት መማህራን ነቶም ክመሃሩ ዝደልዩ ፍርዶም ዝፍጽሙ ዘለዉ እሱራን እኹል ኣገልግሎት ከቕርብ ከምዘይከኣለ ይሕብር። ቤት ጽሕፈት ኣገልግሎት ቤት ማእሰርታት ብወገኑ ውን ብሰንኪ ብዝሒ እሱራን ምውሳኹ ሕጽረት ናይ መምሃሪ ቦታታት ከም ዘጓነፎ ጥርዓኑ ኣቕሪቡ። ብዝሒ እሱራት ተማሃሮ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብኣስታት 500 ኣባላት ክብ ከምዝበለ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝሒ እሱራት ተማሃሮ ኣስታት 2600 ኣባላት ከምዝነበሩ …

Read More »

ኣብ ከተማ ማልሞ ንዛላታን ኢቭራሂሞቪች ሓወልቲ ይስርሓሉ!!

ብማሕበር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ንምምሕዳር ከተማ ዝተዋህበ ህያብ ሓወልቲ ህቡብ ሽወደናዊ ተጻዋታይ ዝኾነ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ዕለት 8/10/2019 ኣብ ከተማ ማልሞ ክቀውም እዩ። ዝላታትን ኢንራሂሞቪች ዝርከቦም ካልኦት ህቡባት ስፖርተኛታትን ውሩያት ሰባትን ኣፍቀርቱን ኣብቲ መዓልቲ ክርከቡ ከም ዝኽእሉ ይእመት።

Read More »

ዓመታዊ ኣታዊታት ናይ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ሽወደን ክንደይ እዩ?

ኣታዊታት ደቂ ተባዕትዮ ምስ ኣታዊታት ደቂ ኣንስትዮ ዝዛየደ ምዃኑ ሓድሽ ስታቲካዊ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዚ ናይ ኣታዊታት ጋግ በብእዋኑ ኣናጸበበን ካብ ምምሕዳር ናብ ምምሕዳር ዝተፈላለየን እዩ። ዝሓለፈ ዓመት ገምጋም ኣታዊታት ደቂ ኣንስትዮ 77% ካብቲ ጠቕላላ ድምር ኣታዊታት ደቂ ተባዕትዮ ከምዝነበረን እዚ ቁጽሪ’ዚ ድማ ካብቲ ኣብ ዓመተ 1999 ዝነበረ ናይ 72% ብውሑድ ከም ዝወሰኸ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ስታቲስቲክስ ሓቢሩ። ዝሓለፈ ዓመት ጠቕላላ …

Read More »

ቊጽሪ ብጠያይቲ ዝጥቅዑ ሰባት ወሲኹ ተባሂሉ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብጠያይት ተወቒዖም ናብ ሆስፒታል ዝመጹ ሰባት ቊጽሮም ብ 20 ሚእታዊት ምውሳኹ ቆንስል ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ሬድዮ ኤኮት እዚ ኣሃዝ ነቶም ብሰንኪ ጥይት ግዳያት ሞት ዝኾኑ ኣየጠቓልልን እዩ። ብመሰረት እዞማ ኣሃዛት ዓሚ 148 ሰባት ክንክን ሕክምና ክረኽቡ እንከለዉ 26 ኣብ ዓመተ 2017 ኣብ 2018 ከኣ ካብ ዕጽፊ ብዝዛይድ ቊጽሪ ምውሳኹ ተመልኪቱ’ሎ። ኣብ ካሮሊንስካ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ትሰርሕ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com