Friday , May 3 2024

ቲቪ

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in Tigrigna 03 July 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ብዙሓት ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝተወለዱ ነባሮን ዜጋታትን ሽወደን ብቫይረስ ኮሮና ንሃንደበትነት ከምዝተቓልዑ ተሓቢሩ። 2. ሓይልታት ፖሊስ ሕብረት ኤዉሮፓ ማለት ኢሮፖል ሓባራዊ ምንቅስቓስ ኣንጻር ገበን ምክልኻል የካይዱ ከምዘሎዉ ተገሊጹ። ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ። mehari#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ 03 ሓምለ 2020 – Swedish News in Tigrigna 03 July 2020 –

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 01 ሓምለ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ መንጎ ሰልፍታት መንግስቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኣፈላላይን ዘይምስምማዕን ንምፍታሕ ቀጻሊ ዘተ ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። 2. ንስትራቴጅን ኣታሓሕዛን መኸተ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብምምርማር፣ ጸብጻብ እተቕርብ ሃገራዊ ኮሚስዮን ከምዝቖመት ተገሊጹ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja ·  ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ …

Read More »

Tigrigna News ዜና ሽወደን ብትግርኛ 29 ሰነ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ስደተኛታት ሽወደን ዝተራእየ ምፍልላይ ተኸቲሉ መንግስቲ ምስ መላፍንቱ ሓምላይ ሰልፊ ኣብ ወጥሪ ኣትዩ። 2. መድሃኒት ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ልዑል ኣገዳስነት ከምዘሎዎ ባዓል መዚ ኣብያተ መድሃኒት ሽወደን ሓቢሩ። • ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ …

Read More »

Swedish News in Tigrigna 01 July 2020 – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 01 ሓምለ 2020

Read More »

Tig News 29 Juni 2020 ዜና ሽወደን ብትግርኛ 29 ሰነ 2020

Read More »

ዜና መጽሄት 26 06 2020 – News Magazine 26 June 2020

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 26 ሰነ 2020

Read More »

ብሕማም ካብ ስራሕ እንተቦኺርኩም…

መተካእታ ክፍሊት ናይቲ ብምኽንያት ሕማም ብኩራት ጎዶሎ ደሞዝ ዝተዋሃብካዮ ንኸተመልክት፥ ኣብዚ ረኣይ::

Read More »

Swedish News in Tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 17 ሰነ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ምስ መገሻታትን ናይ ዕረፍቲ ምንቅሳቓሳትን ተደሚሩ፣ ዳግማይ ናይ ምልባዕ ሓደጋ ከምዘሎ ሰብ መዚ ሓቢሮም። 2. 120 ዝኣኽላ ንኡሳን ምምሕዳራት ሽወደን ተወሳኺ ደገፍ ካብ ምእከላይ መንግስቲ ከምዘድልየን ይግለጽ ኣሎ። · ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com