Saturday , May 18 2024

ዜና

ፈጸጋን መበገሲኡን !!

ፈጸጋ፡ ሕማም ቈርበት ኮይኑ፡ ነጠብጣብ ዝገድፍ ወይ ጽልም ዝበለ ነቝጣ ወይ ቅይሕ ዝበለ ሕበጥ ወይ ከኣ ፈሳሲ ዘለዎ እዩ። እዚ ኣብ ኩሉ ዕድመ ንዘለዉ ሰባት ከጥቅዕ ዝኽእል’ኳ እንተዀነ፡ ኮተቴታት ግና ዝያዳ በዚ ሕማም ይሳቐዩ። ኣብ ምጅማር ጉብዝና ወይ ግርዝውና እቲ ናይ ቈርበትና ጽክታት ንጥፈታቱ ይውስኽ እዩ። እቲ ነፍሲ-ወከፍ ጽኪ ዘውጽኦ ቅብኣት ከኣ፡ ኣብቲ ነኣሽቱ ቀዳዳት ወይ መናፊት ናይቲ ኣብ ቈርበትና …

Read More »

ፕሪመርሊግ ኢንግሊዝ ሎሚ መጋረጅኡ ብምቕንጣጥ ንዓበይቲ ክለባት ማንቸስተር ዩናይትድን ቸልስን የፋጥጥ!!

ግጥም ፕሪመር ሊግ ኢንግሊዝ ዓመተ 2019/20 ሎሚ ምሸት ክለብ ሊቨርፑል ኣብ  ሜድኣ ኣንፊልድ ን ሎሚ ዓመት ካብ ተሓተዋይ ድቪዝዮን ሰገረት ክለብ ነርዊች ኣእንጊዳ ትገብሮ ጸውታ ብወግዒ ክጅምር እዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ብዝግባእ ከምዝተዳለዉ ዝገልጽ ዘሎ ዓላሚ ሊቨርፑል ጀርገን ክሎቭ ነዛ ጽዋዕ ድሕሪ 30 ዓመታት ንምዕዋት ዝኽኣሎም ከምዝገብሩ ገሊጹ። ዝተረፈ ጸወታታት ጽባሕ ቀዳም ዝቕጽል ኮይኑ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ዌስትሃብ፣ቶተንሃም ምስ …

Read More »

ወነንቲ ኣብያተ ምስተ ብዛዕባ እቲ ዝተበየነ ሕጊ እገዳ ምትካኽን ኣብ ግላዊ ጸጥታ ንዘስዕቦ ጽልዋን ጥርዓን ምብጽሖም ተገሊጹ።

ብርክት ዝበሉ ኣብያተ መግቢን መስተን ስቶክሆልም ብዛዕባ ሰብ ባር ብዛዕባ እቲ ዝተበየነ ሕጊ እገዳ ምትካኽን ኣብ ግላዊ ጸጥታ ሰባትን ኣጋይሽን ንዘስዕቦ ጽልዋን ጥርዓን ምብጽሖም ተገሊጹ። ገሊኦም ኣብ ባራት ስቶክሆልም ዝሰርሑ ሰባት ብሰንኪ እዚ ሕጊ ምስ ኣትከኽቲ ዓማዊል ኣብ ግርጭት ይኣትዉ ምህላዎም ከኣ ተመልኪቱ’ሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣትከኽቲ ደገ ከትክኽ ወጺኦም እንክመላለሱ ኣድካሚ ባይ ተፍቲሽ መስርሕ ክሓልፉ ስለዝግበር እዩ። ሰብ ባራት …

Read More »

ኣብ ዮተበሪ 20 ዝኾኑ ማስኬራ ዝወደዩ ሰባት ን ፖሊስ ኣጥቂዖም።

ብሰንበት ምሸት ኣብ ዮተበሪ 20 ዝኾኑ ማስኬራ ዝወደዩ ሰባት ንሮንዲ ፖሊስ ኣብ ሄይሲንግዝ ፓካ ኣጥቂዖ ተባሂሉ። እቶም ሰብ ማስኬራ ናብ ፖሊስ ኣኣማን ብምድርባይ እዮም ኣጥቂዖሞም። እቶም ሓለዋ ፖሊስ በዚ መጥቃዕቲ ደው ክብሉ ከም እተገደዱን እታ መኪና ፖሊስ ምዕናዋን ከኣ ኣፈኛ ፖሊስ ሓቢራ። “እዚ መጥቃዕቲ ኣብ ፖሊስ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ መላእ ማሕበረሰብ ከም ዘጋጠመ ኢና ንሓስቦ” ክትብል ኣፈኛ ፖሊስ ጄኒ ዌይደን …

Read More »

ምምሕዳር ማልሞ ኣብ መስርሕ ምስትምሃር ብምፍሻሉ ክቕጻዕ ተወሲኑ!!

ምምሕዳር ከተማ ማልም ናይ ምምሃር ጸገም ንዘለዎም ተመሃሮ ኣብ ምሕጋዝ ብምፍሻሉ 300 ሽሕ ክሮነር ክቕጻዕ ተበይንሉ። እቲ ቤትፍርዲ ምምሕዳር ነዚ ዝወሰነ ካብዚ ሽገር ዘለዎ ተመሃራይ ድሕር ዝበጽሖ ተደጋጋሚ ጥርዓናት ምዃኑ እቲ ሓበሬታ የመልክት። እዚ ተመሃራይ ኣብ ኣዝዩ ብዙሕ ጫውጫውታ ዝበዝሖ ከባቢ ክመሃር ድሌት ከም ዘይብሉ እኳ እንተገለጸ ግቡእ መርመራ ከም ዘይተገብረሉ ብምምልካት ድማ’ዩ እቲ መቕጻዕቲ ተበዪንሉ። ምምሕዳር ማልም ናይ ይግባይ …

Read More »

ወርሒ ሓምለ 2019 ኣብ ዓለም እታ ዝወዓየት ዓመት ተባሂላ።

ክኢላታት ዓለማዊ ክሊማ ሓምለ 2019 ኣብ ዓለም እታ ዝወዓየት ወርሒ ምንባራ ምምልካቶም ዋሺንግተን ፖስት ዝተባህለ ህቡብ ጋዜጣ ጸብጺቡ። እታ ጋዜጣ ካብ ሕታማት ኤጀንሲ ኮፐርኒከስ ከምኡውን ምልዋጥ ክሊማ ኣውሮጳዊ ሕብረት ተወኪሳ እያ ነዚ ጸብጻብ ዘዳለወት። እቲ ኤጀንሲ ኣሃዛት መሰረት ብምግባር ወርሒ ሓምለ እታ ዝወዓይርት ወርሒ ምንባራ ብዓርቢ ኣፍሊጡ’ሎ። “ብሃገራዊን ኣህጒራውን ደረጃ ሓድሽ ክብረወሰን ረስኒ ተመዝጊቡ’ሎ” ኽብል ጸሓፊ WMO ሓቢሩ’ሎ።፡ ኣብ ገሊኡ …

Read More »

ማንቸስተር ዩናይትድ ክብረወሰን ብዝሰበረ ተኸላኻላይ ኣፈሪማ!!

ኢንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ  ን ኢንግሊዛዊ ተኸላኻላይ ሃሪ ምጉዌር ክብረወሰን ብዝሰብረ ዋጋ ብ 80 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ክለብ ሌስተር ሲቲ ኣፈሪማ። እዚ ወዲ 26 ዓመት ተኸላኻላይ ን 6 ዓመታት ምስ ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ንክጻወት እዩ ክታሙ ኣንቢሩ ዘሎ። ሃሪ ምጉዌር ምስ ክለብ ሌስተር ስቲ ኣብ ዝጸንሓሉ ግዜ ካብ ዝተሰለፈሉ 76 ጸወታታት 5 ሸቶታት ብምቑጻር ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ጋንታ ብምእታው እዩ …

Read More »

ቊጽሪ ንሕማም ኣእምሮ ዝቃልዑ ሽወደናውያን ይውስኽ!!

ንወጻኢ ዝጐዓዙ ሽወደናውያን ብሕማም ኣእምሮን ስነልቦናን ይጥቅዑ ምህላዎም ሚኒስተር ንኤምባሲታት ሽወደን ብምጥቃስ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ ብኣዝማድን መቕርብን እዞም ግዳያት ሕቶታት ከም ዝቐርበሉ ገሊጹ’ሎ። ንወጻኢ ዝጐዓዝ ሽወደናዊ ናይ መዓልታዊ ልማዱ ብምዝላቕ ሒደት ሰዓታት ክድቅስ ወይ ኣልኮላዊ መስተ ብዘይዓቐን ክወስድ ዘለዎ ተኽእሎ ልዑል ምዃኑ በዓልመዚ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ምስ ሬድዮ ሽውደን ኣብ ዝገበሮ ዕላል ገሊጹ’ሎ።

Read More »

መጠን ቁጽሪ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ጥሮተኛታት ብዕጽፊ ይውስኽ!!

ትሑት ኣታዊ ወይ ድኻታት ዝኾኑን ብሓገዝ ዝነብሩ ጥሮተኛታት ኣብ ውሽጢ ምስ ዝሓለፍ 15 ዓመታት ብምንጽጻር ብዕጽፈ ከምዝወሰኸ ጸብጻባት ኢኮት (Ekot) ይሕብሩ። ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ጉንቦታ ጥራይ ቁጽሪ ድኻታት ጥሮተኛታት 25,000 ከምዝበጽሔ እዚ ጸብጻብ እንተገለጸ ብማእከል እስታትስቲክስ ሽውደን ተቀባልነት ከምዘይረኸበን እዚ ኣሃዝ ዝተጋነነ ሙኻኑን እቲ ቁጽሪ ኣስታት 17,000 ከምዝኾነን ይሕብር። ቀንዲ ምኽንያት ምውሳኽ እዚ ኣሃዝ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብዙሓት ብዕድመ …

Read More »

ሓዱሽ ሕጊ ክራይ ኣባይቲ ሳዕቤን ከምዘለዎ ተገሊጹ!!

ሓድሽ ሕጊ ክራይን ጽልዋኡን ኣብ ትሑት ዝኣታዊኦም ዜጋታት ጽልውኡ ዓቢ ሙዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ሽወደን ኣብ ክራይ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ሰባት ኣብ ውሽጢ ኣባይቶም ንዝገብርዎ ናይ ቀለም ምልካይ፥ ምልዋጥ ወረቐት መንደቕ ወይ ሓደስቲ መሕጸብ ማሽናት ምውሳኽ ዝመሰሉ ንጥፈታት ዘኽፍል ከም ዝኸውን ኣፍሊጡ። እዚ ኣካል ናይቲ መንግስቲ ዘተኣታተዎ ሓድሽ ናይ ክራይ ሕጊ ኮይኑ ምስ ሊብውራላውን ማእከላይን ሰልፊታት ኣብ ጥሪ ብ ዝተኣትወ ስምምዕ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com