Saturday , May 18 2024

ዜና

ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ሽወደን ካብ ውድድር ፍጻሜ ጸወታ ተኣልየን!!

ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ሽወደን ትማሊ ምሸት ናብ ፈጻሜ ጸወታ ንምሕላፍ ምስ ሓገራዊት ጋንታ ሆላንዳ ኣብ ከተማ ልዮን ፈረንሳ ኣብ ዝገብረኦ ጸወታ ኣብ ተወሳኺ ግዜ ብዝተመዝገብተን ሸቶ 1 ብ 0 ዝኾነ ውጺኢት ስለዝተስዓራ ካብ ናይ ፍጻሜ ጸወታ ተዓንቂጼን። ሽወደናውያን ንመሉእ ዘወጻ ተቕጻጺረን ሚዛን ጸወታ ዓብሊለንኦ እካ እንተወዓላ ካብ ተደጋጋሚ ፈተነ ሓሊፈን ሸቶ ከቑጽራ ብዘይ መኽኣለን ን ሙድብ ድሕሪ ብ ማዕረ ምዝዛመን …

Read More »

ሰልፊ ጸጋማይ ኣብ ምጉዳል ዋጋ ሞጎዓዓዝያ ክሰርሕ እየ ይብሉ!!

ጸጋማዊ ሰልፊ ናይ ኣውቶቡስን ቲኬትን ዋጋ ከጒድል እየ ክብል ተመባጺዑ። ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ ዓመታዊ ቅነ ፖለቲከኛታት ኣለምዳ ኣብ ጎትላንድ መራሒ ናይ ሰልፊ ዮናይ ኮስተዲ ኣብ ዘስምዖ መደረ፣ ጸጋማይ ሰልፊ ዋጋ ትራንስፖርት ንምጒዳልን ንምምሕያሽን ሓደ ቢልዮን ክሮነር ሽወደን ምምዳቡ ተገሊጹ። ብተወሳኺ መራሒ ጸጋማዊ ሰልፊ ዮናስ ኮስቲድ  ሰልፉ ንመጻእተኛታት ዝወሃብ ሓገዝ ክቘርጽ እየ ንዝብል እማመ ዓቃባዊ ሰልፊ ብትሪ ነቒፍዎ’ሎ።

Read More »

ሽወደን ኣብ መዳይ ጽሬቱ ዝተሓለወ ማይ ዓቢ ባጀት ትስልዕ!!

ኣገልግሎት ዜና ተተ ከምዝሓበሮ መንግስቲ ሽወደን ኣስታት 40 ሚልዮን ክሮነር ን ምውሓስ  ጹሩይ ዝስተ ማይ ዝውዕል ባጀት ምስልዑ ኣፍሊጡ። እዚ በጀት ቀዳምነት ነታ ዝሓልፈ ዓመት ብሰንኪ ዋዒ ኩነታት ኣየር ብዋሕዲ ማይ ዝተሸገር ምምሕድራት ዝውዕል ኮይኑ ብካልኣይ ደረጃ ድማ ን መጻኢ ዋሕዲ ዝስተ ጹርይ ማይ ዘንጸላለወን ምምሕድራት ክወሃብ እዩ። ብቀዳምይ ደረጃ ዝተስርዓ ምምሕዳራት እዘን ዝስዕባ እየን፣ በልኪንየ፣ ጎትላንድ፣ ሃላንድ፣ ዮንሾፒንግ፣ ካልማር፣ …

Read More »

ኤርትራዊት ሽወደናዊት ኣትሌት ምዕራፍ ባህታ ብጌጋ ን ሓደ ዓመት ተቐጺዓ!!

ኤርትራዊት ሽወደናዊት ተወዳዳሪት ናይ 5 ሸሕን 10 ሸሕ ሜትራ ብሰንኪን ምሕደራዊ ጸገም ኣብ ሃንደበታዊ ዝግበር መርመራ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት  ዘላቶ ቦታ ብልክዕ ብሰንኺ ዘምሕባራ ካብ መስከረም 2018 ዝሕሰብ ንሓደ ዓመት ኣብ ዝኾነ ዓይነት ውድድር ከይትሳተፍ መዝተኣገደት ፈደረሽ ኣትለቲክስ ሽወድን ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኣትለቲክስ ሽወደን ሞዕራፍ እዚ መቕጻዕቲ ዝተበየነላ ብልክዕ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ወሲዳ ዘይኮነትስ ብስንኪ ጉጉይ ምምሕዳራዊ ጸገም ዘላቶ ቦታ ልክዕ …

Read More »

ኣብ ሊብያ ብደብዳብ ነፈርቲ ብዙሓት ስደተኛታት ግዳይ ሞት ኮይኖም!!

ሎሚ ሮቡዕ ኣብ ሊቢያ ከተማ ትሩቡሊ ዝርከብ መዕቕቢ ሰደተኛታት ዝተካየደ ደብዳብ ነፈርቲ ብዙሓት ስደተኛታት ግዳይ ሞትን ሞቕሰልትን ይንገር ኣሎ። እዚ ኣብ መዕቕቢ ታጁራ ዘጋጠመ ደባዳብ ዛጊድ 40 ሰባት ክሞቱ ከልዉ ኣስታት 80 ሰባት ግዳይ ፎኪስን ከቢድን ሞቑሰልቲ ከምዝኾነ ኣብ ትሩቡሊ ዝርኸብ ዓለምለኻዊ ተፋላጥነት ዘለዎ መንግስቲ ሓቢሩ። ወሃቢ ቃል ኣብምፑላንስ ከተማ ትሩቡሉ ዑስማን ዓሊ ን AFP ኣብ ዝሓበሮ ኣብቲ መጽለሊ ኣስታት …

Read More »

ጀርመን ስደተኛ ክትቕበል ሙኻና ትገልጽ!!

ከተማታት ጀርመን ኣብ ባሕሪ ንዝተዓግቱ ስደተኛታት ክቕበላ ከም፡ዝደልያ ገሊጸን። ብርክት ዝበላ ከተማታት ጀርመን ነቶም ኣብ ባሕሪ ጥቓ ኢጣልያዊት ደሴት ላምፔዱሳ ካብ ዝዕገቱ ክልተ ቕነ ዝገበሩ ስደተኛታት ክቕበላ እየን ተባሂሉ። ኮለን ዱሰልዶርፍን ሙንስተርን ገለ ካብዘን ከተማታት እየን። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ኢጣልያ ማትዮ ሳልፋኒ ብረቡዕ ነቶም ስደተኛታት ምቕባል ምእባዩን ሓለዋ ከዋፍር እየ ክሳብ ምባል ምብጽሑን ተፈሊጡ። እንተኾነ ግና እዘን ብርክት ዝበለ ከተማታት …

Read More »

ኩሉ ኣብ ሽወደን ዝነብር ሰብ ናይ ግድን ቛንቛ ከፈልጥ ኣለዎ ሰልፊ ሞደራትና!!

ኣብ ከተማ ጎትላንድ ዝኻየድ ዘሎ ቅነ ፖለቲከኛታት ኣልመዳለን መርሒ ስልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተአርሶን ኣብ ዘስምዖ መደረ ሰልፉ ቛንቛ ቀንዲ መገዲ ውህደት ሙኻኑን ኩሉ ኣብ ሽወደን ዝነብር ሰብ ናይ ግድን ቓንቓ ሽወደን ክኽእል ከምዘሎዎ ከነገድድ ኢና ክብል ገሉጹ። ዝኾነ ሰብ ናብ ሽወደን ዝመጸ  ቛንቛ ሸወደን ከጽንዕ ክግደድ ምኻኑን በዚ መገዲ ጥራይ እዩ ኣብ ሕብረተሰብ ሽወደን ስራሕ ክሰርሕን ክወሃሃድ ዝኽእል ክብል ተሪር …

Read More »

ፖሊስ ጀርመን ዕጸፋርስ ዝነግድ ዝዓበየ ናይ ኦንላይን መርበብ ይረኽቡ!!

ድሕሪ ናይ ብዙሕ ኣዋርሕ መርመራ ፖሊስ ጀርመን ነዚ ዝዓበየ ኦንላይን ናይ መድሃኒት መሸጣ ዝረኸቡ ኮይኖም ምስዚ ብዝተሓሓዘ 11 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። በዓልመዚ ፖሊስ ፈደራል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ብዓርቢ ነዚ ስርሒት ምክያዶምን ነቲ ቤትመድሃኒት ክዕጾ ምግባሮምን ገሊጾም። ኣብዚ እንዳ መድሃኒት ከምኒ ኮኬይንን ሄሮይንን ዝመሰሉ ከበድቲ ዕጸፋርስ ይሽየጡ ምንባሮም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ኣመልኪቱ።

Read More »

ምምሕዳር ከተማ ሶልና ምስ ሓደስቲ መጻእቲ ዝነበሮም ውዕል ምስ ዝውዳእ ካብ ቤቶም የውጽእዎም ኣለዉ ተባሂሉ!!

ተሌቪዥን ሽወደን ምምሕዳር ከተማ ሶልና ምስ ሓደስቲ መጻእቲ ዝነበሮም ውዕል ምስ ዝውዳእ ካብ ቤቶም የውጽእዎም ኣለዉ ክብል ጸብጺቡ። በዚ ድማ ፍርቂ ካብቲ ምምሕዳት ከተማ ዝመደቦ ኣፓርትመንታት ባዶ ምህላዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት ውሳኔ ዝሓለፈ መንግስቲ ምምሕዳራት ከተማ ሓለፍነት ሓደስቲ መጻእተኛታት ክወስዳ ኣለወን። በዚ ሓድሽ ኣሰራርሓ ድማ ብዙሓት ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኲነታት ኣለዉ ተባሂሉ። ኣብ ስቶክሆልም ነባሪ መንበሪ ቤት ዝህብ ምምሕዳር …

Read More »

ፖሊስ ዕርቃኑ ዝተራእየ ሰብ ይኣስሩ!!

ፖሊስ ኣብ ገምገም ሳኩና ዕርቃኑ ንዝተራእየ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም። እዚ ሰብኣይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ገምገም ባሕሪ ሎማስትራንድርን እዩ ዕርቃኑ ተራእዩ። ብዙሓት በጻሕቲን ፈተውቲ ባሕሪን ድማ ብባህርይ እዚ ጻዕዳ ቆብዕ ጥራይ ወድዩ እተራእየ ሰብኣይ ባህ ከም ዘይበሎም ገሊጾም ኣለዉ። ፖሊስ ጻውዒት ተዘናጋዕቲን ፍርሂ ጾታዊ ዓመጽ ድሕሪ ምስምዖም ናብቲ ቦታ ብምብጻሕ ነዚ 57 ዝዕድሚኡ ሰብኣይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com