Sunday , May 19 2024

ሃገራዊ ዜና

ኣገልግሎት ኢንተርነት ንግዜኡ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ከምዝዛሕተለን ከምዝጠፍኤን ወሃብቲ ኣገልግሎት ኢንተርነት ይሕብሩ።

ወሃቢቲ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዝኾና Comhem፡ Bahnhof፡ ከምአን  IP ንግዚኡ ሽግር ኢንተርነት ብሰንኪ ተክኒካዊ ጸገማት ኣብ ከተማ ስቶኮልም ከምዘጋጠመን ኣብ ገሊኡ ቦታታት ኣዝዮ ክዝሕል ከሎ ኣብ ተወሰነ ክፋል ድማ ከምዝጠፈኤ ሓቢሮም ። ብፍላይ ሽግር Comhem ግን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ምኻኑን ሰባት ከይሽገሩን ብዝተካእለ መጠን ንምጽጋኑን ንምፍትሑን ይጽዕሩ ከምዘለዎ ተክኒሻናት ናይዘን ወሃቢቲ ኣገልግሎት ሓቢሮም።

Read More »

ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ሽወደን ኩለን ላዕለዎት ኣብያተ ትምህርቲ ብምዕጻው ብናይ ርሕቀት ትምህርቲ ክወሃብ ወሲና።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ምስ ማእከናት ዜና ሽወደን ኣብ ዝገብሮ ጋዜጣዊ ዋዕላ ካብ ጽባሕ ሮቡዕ ኣብ ተግባር ዝውዕል ኩለን ናይ ካልኣይ ደርጃ ኣብያተ ትምህርት፡ ኮለጃትን ዩኒቨርስታትን ክህብኦ ዝጸንሓ ኣገልግሎት ብምቑራጽ ኣብ ክንድኡ ብናይ ርሕቀት ትምህርቲ ክቕጽላ ከምዝተወሰነ ኣፍሊጡ። ብዘይካ እዚ እተን ዝተረፋ ኣብያተ ትምህርቲ ንምዕጻው እውን መንግስቲ ምስ ሰበስልጣናትን ኢኪላታት ጥዕና ኣብ ምድላው ከምዝረከብ ዝሓበረ ቀዳማይ ሚንስተር ሎፍቨን ኩሎም ናይ ገንዘባዊ …

Read More »

ህዝባዊ መጎዓዓዝያ ከተማ ስቶኮልም(SL) ካብ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ሓዱሽ መምርሒ ኣጠቓቕማ ትራንፖርት ኣውጺኡ።

ህዝባዊ መጎዓዓዝያ ከተማ ስቶኮልም ካብ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኩሉ ተጠቓማይ ብዳሕረዋይ መዓጹ ክድይብን ክወርድን ከምዘልዎ ተሓቢሩ። ብመስረት ጸባጻብ ጋዜጣ ዳገንስ ንሄተር እዚ ብኩባንያ ኤስ ል (SL) ወጺኡ ዘሎ መምርሒ ኩሉ ተሳፋራይ ኣብ ክንዲ ብቀዳማይ ማዕጾ ብ ክልተ ዳሕረዎት ማዕጾ ንክድይብ ኮነ ክወርድ ዘገድድ ኮይኑ እዚ ድማ ን መራሕቲ መኻይን ግዳይ ካብ ምግባር ዝከላኸል ሙኻኑ እዩ ዝሕበር። ዝኾነ ሰብ ብድሕሪት …

Read More »

ምምሕዳር ኡደቫል ኣብ ከባቢኡ ንዘሎ ኣባይተ ትምህርቲ ይዓጹ።

ምምሕዳር ኡደቫላ ካብ ሎሚ ሮብዕ ጀሚሩ ናይ ካልኣይ ድረጃን ትምህርቲ ናይ ዓበይትን ንኣስታት 2 ሰሙን ከምዝዕጸዋ ሓቢሩ። እዚ ውሳነ ድማ ንኣስታት 5000 ተመሃሮ ከምዝምልከትን ፡ ትምህርቶም ድማ ብርሓቀት ከምዝከታተሉን ክግብውርዩ። እዚ ዉሳነ ድማ ንዓበይቲ ተምሃሮ ማለት ተመሃሮ ሓገዝ ካብ ስድራ ዘየደልዩም ትምርቲ ምስ ዘብኩሩ ዝምልከትዩ።

Read More »

ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ፈላማይ ክታበት ኣንጻር ለበዳ ኮሮናቫይረስ ኣብ ወለንታኛታት ኣካይዳ።

ስግኣት ዓለምና ኮይኑ ዘሎ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምክልካል ናይ መጀመርያ ክታበት ኣብ ውለንተኛታት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ተፈቲኑ። ተመራመርቲ ኣሜሪካ ን ኣሶሽየትድ ፕረስ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ  ኣብ ሲያትልን ዋሽንግተንን ንኣርባዕተ ወለንታውያን ግዳይ እዚ ቫይረስ ተዋሂቡ ከምዘሎ እዮም ዝሕብሩ። እታ ናይ መጀመርታ ሰበይቲ ጓል 43 ዓመት ተቐማጢት ሲያትል ኣደ ክልተ ቖልዑ ኮይና፡ ” ናይ መጀመርያ ሰብ ኮይነ ነዚ ክታበት ምውሳደይ ዕደለኛ …

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 13 መጋቢት 2020

Read More »

Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 16 መጋቢት 2020

Read More »

መገዲ ኣየር ስካንዲናቪያ ማለት SAS ብዝተፈጥረ ዝሕታለ ስራሕ ልዕሊ 10 ሽሕ ካብ ሰራሕተኛታቱ ከጉድል ወሲኑ።

ንብረትነቱ ናይ ሽወደን ዝኾነ መገዲ ኣየር ስካንዲናቪያ ማለት SAS ብሰንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ተላባዒ ሕማምን ሃገራት ዝወሰንኡ ገደብ መገሻታትን ስዒቡ፣ ብዝተፈጥረ ዝሕታለ ስራሕ ልዕሊ 10 ሽሕ ካብ ሰራሕተኛታቱ ከጉድል ከምዝወሰነ ትማሊ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር 90 ሚእታዊት ካብ ሰራሕተኛታቱ ብግዚያዉነት፣ ብምጉዳል ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ቅልዉላዉ ክሰግሮ ይኽእል እየ ብዝብል እምነት ኣብቲ መደምደምታ ብምብጻሕ ነቲ ስጉምቲ ከምዝወሰደ …

Read More »

ስቴፋን ሎቨን፣ ዋላእኻ ኣብ ጹንኩር ኩነታት እንተሃለና ዶባት ሽወደን ግን ኣይንዓጽዎን ኢና ይብል።

ብሰንኪ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ጻዕሪ ምግታእ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዋላእኳ ዝተፈላለያ ሃገራት ዶባተን ናይ ምዕጻዉ ስጉምቲ እንተወሰዳ፣ ሃገረ ሽወደን ንሕጂ ዶባታ ከምዘይተዓጹ መራሕ መንግስቲ ስቴፋን ሎቨን ኣፍሊጡ። ንሱ ኣብቲ ትማሊ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ ዋላእኳ ኣብ ጽንኩር ኩነታት እንተሎና ዶባት ምዕጻዉ ተመራጺ ኮይኑ ከምዘይተረኽበ መንግስቲ ገምጋም ከምዝወሰደ ሓቢሩ። መንግስቲ ኣብ ተጠንቀቕ ኮይኑ ዝሰርሕ ኣካል ብምቛም ንምዕባለታት ብድሆ ክሮና ቫይረስ …

Read More »

ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮና ቪሩስ፡ባሕርያቱን ሳዕቤናቱን ከም እውን ምኽልኻሉ ካብ ሓኻይም ዝተዋህበ ምኽሪ ኢዩ።

ነዚ ሕምም ንከላኸሎ ብሸቐልቀል ዘይኮነ ብብስለት ኢዩ። ሓደ ተመራማሪ ካብ ሸንዘን፡ ኣብ ዉሃን ዘጋጠመ ለብዒ ኮሮናቪሩስ ከመይ ምዃኑ፡ ብኸመይ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ከምዚመሓላለፍን ሳዕቤናቱን ገሊጹዎሎ። ኮሮናቪሩስ ምልክት ጉንፋዕን ጸረርታን ምሕታም ኣፍንጫን ወይ ቀሓርን ዘይኮነ ደረቕ ሰዓልዩ ዘስዕብ። አዚ ቪሩስዚ ሙቐት ስለዘይጻወር ካብ 26-27 ዲግሪ ኣብ ዘሎ ሙቐት ይመውት። ስለዚ ከም ቡንን ሻሂን ዉዑይ መስተ ብዙሕ ምስታይ ንቪሩስ የምክኖ።ዝሑል መስተን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com