Saturday , May 18 2024

ፖሎቲካ

ህንዲ፥ ብሰንኪ ምብካል ኣየር ከተማ ደልሂ: ኣብያተ ትምህርቲ ትዓጹ

ሰብመዚ ርእሰ ከተማ ህንዲ–ደልሂ ብሰንኪ እናኸፍአ ዝመጸ ብከላ ኣየር ኣብያተ ትምህርቲን ኮሌጃትን ክዓጽዉ ምውሳኖም ገሊጾም። ብዘይካዚ ክሳብ ዕለት 21 ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ስርሓት ህንጻ ከም እተኸልከለ ተሓቢሩ። ኣብ ጽላታት መጓዓዝያን ምክልኻል ሃገርን ዝተዋፈሩ ናይ ህንጻ ስርሓት ገዲፍካ ኣብ ካልኦት ደው ክብል ተጌሩ’ሎ። ኣብታ ከተማ ካብ ዝዓያ 11 ብከሰል ዝሰርሓ ትካላት ጸዓት እተን ሓሙሽተ ጥራይ ክዓያ ተፈቒዱለን ኣሎ። ካብ ፈስቲቫል …

Read More »

ሱዳን፥ ንዴሞክራሲ ዝጠልብ ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ

ሱዳን፥ ንዴሞክራሲ ዝጠልብ ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዝቃወም ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ሱዳናውያን ኣክቲቪስት ህዝቢ ናብ ጎደናታት ብምውጻእ ነታ ሉኣላዊ ቆልስል ብሲቪላዊ መሪሕነት ክትክኣላ ዝግባእ ዝነበረ መዓልቲ ክዝክሩ ብመሰረት ዝገበርዎ ጻውዒት ሱዳናውያን ናብ ጎደናታት ወጺኦም ተቓውሞኦም ይገልጹ ኣለዉ። ሰብመዚ ሱዳን ኢንተርነትን መስመር ተሌፎንን ብምዕጻው ን ተግባራት ፕረሲደንት ነበር ዑመር ኣልበሽር ደጊሞሞ ኣለዉ። እዚ ኣልቡርሃን …

Read More »

ኬንያ ኣብ ተጠንቀቕ

ኬንያ ኣብ ተጠንቀቕ።   ኣብ ኡጋንዳ ትማሊ ድሕሪ ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ወኪል ጸጥታ ኬንያ ኣብ ተጠንቀቕ ምህላዉ ተገሊጹ። ዜጋታት ንዝጥርጥርዎ ክከታተሉን ነቒሖም ክሕክዉን ኣፈኛ መንግስቲ ኬንያ ሲሪስ ኦጉና ኣተሓሳሲቡ’ሎ። ኣቐድም ኣቢሉ ሰለስተ ብግብረሽበራ ዝተኣስሩ ሰባት ካብቲ ካብ ናይሮቢ ውጽእ ኢሉ ዝርከብ ጽኑዕ ቤት ማእሰርቲ ከም ዘምለጡ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዩ። ትማሊ ኣብ ኡጋንዳ ሰለስተ ሰባት ብዘካየድዎ ነፍሰ ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ምፍንጃር …

Read More »

ትግራዎት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ መደብ፡ ደው ኢሉ

ትግራዎት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ዝነበረ መደብ፡ ንግዝይኡ ደው ኢሉ ከምዘሎ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን ገሊጹ። በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ነዚ ውሳኔ ዝወስድ ዘሎ፡ ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራዎት ዝወርድ ዘሎ ግህሰት ሰባኣዊ መሰላትን ዓመጽን ምርኩስ ብምግባር ምዃኑ ገሊጹ። ጸጥታዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፡ ሕማቕን ኣሻቓልን ኣንፈቱ ንምልላይ ዘጸግምን እናኾነ ይኸይድ ከምዘሎ እቲ በዓል መዚ ገሊጹ። ብመሰረት ዝሓለፈ ሰሙን ዝተረኽቡ …

Read More »

ሩስያ ዘካየደቶ ፈተነ ጸረ ሳተላይት ሚሳይል፡ ኲናኔ ኣስዒቡላ

ኣመሪካ፡ ነቲ ሩስያ ዘያከደቶ ፈተነ ጸረ ሳተላይት ሚሳይል፡ ነቲ ኣብ ጠፈር ዝርከብ ኣህጒራዊ መደበር ጠፈር ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ብምባል ብትሪ ኮኒናቶ’ላ። እዚ ፈተነ ንሓንቲ ካብ ሳተላይታት ሩስያ ሃሪሙ ከም ዝሓምሸሸን ንኣህጒራዊ ማእከል ጠፈር ኣመሪካ ብካፕሹል ክሽፈን ምኽንያት ምዃኑን ተገሊጹ። ኣብዚ ማእከል ጠፈር፡ ሸውዓተ ኣባላት ከም ዘለዉን ካብዚኣቶም እቶም ክልተ ሩስያውያን ሓደ ኸኣ ጀርመናዊ ምዃኖምን ብተወሳኺ ተሓቢሩ። ኣህጒራዊ መደበር ጠፈር …

Read More »

ባይደን ንታይዋን ኣመልኪቱ ን ዢ ኣጠንቂቕዎ

ቻይና፡ ብኢደወነና ንህሉው ኲነታት ታይዋን ወይ ሰላም እቲ ከባቢ ከይዝረግ ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ምስ ቻይናዊ መዘናኡ ዢ ዢንፒን ኣብ ዝገበሮ ናይ ርሕቀት ርክብ ኣመልኪቱ። ብዘይካ’ዚ፡ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ጒዳይ ንጥፈታት ቻይና ኣብ ዢንዢያንግን ሆንኮንግን ኣመኪቶም ዘትዮም ኣለዉ። ባይደን ስልጣን ካብ ዝጭብጥ ንደሓር ክልቲኦም መራሕቲ ዘካየድዎ ናይ መጀምርታ ኣጠቓላሊ ዘተ ምዃኑ ቢቢሲ ወሲኻ ሓቢራ’ላ። እዚ እናኾነ ፕረዚደንት ዢ፡ ኣመሪካ ንነጻነት …

Read More »

Harmony Media News 15/11/2021

Read More »

ኲናት ኢትዮጵያ፡ ብዙሕ ኣሉታዊ ጽልዋ ክህልዎ ከም ዝኽእል ተገሊጹ

ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዛዕባ ኲናት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ኬንያ ክኣቱ እዩ። “ንግዳዊ በረራ ከይተቛረጸ ዜጋታት ኣመሪካን ኣውሮጳዊ ሕብረትን ካብታ ሃገር ክወጹ መተሓሳሰቢ ተመሓላሊፉ’ሎ። እዚ መጠንቀቕታ ዝወሃብ ዘሎ ሰራዊት ትግራይ ግስጋሰኡ ብምቕጻል ናብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር–ኣዲስ ኣበባ መጥቃዕቲ ከም ዘካይድ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን እዩ። እዚ ካብ ዝጅመር ዓመት ዝመልኦን ገዚፍ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝፈጠረን ኲናት ኣብዚ ግዜዚ …

Read More »

ሊብያ፥ ወዲ ቀዛፊ፡ ንፕረዚደንትነት ክወዳደር እዩ

ወዲ መዋቲ ፕረዚደንት ሊብያ ነበር፡ ሙዓመር ቀዛፊ ዝኾነ፡ ሳይፍ ኣል ኢስላም፡ ኣብቲ ዝመጽእ ወርሒ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሊብያ ሕጹይ ኮይኑ ከም እተመዝገበ ተገሊጹ። ኣብ 2011 ሙዓመር ቀዛፊ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ፡ ሃገረ ሊብያ፡ ኣብ ዕግርግር እትያ ምህላዋ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣድመጽቲ ብኣግኡ እዚ ኣብ ታሕሳስ 24 ዝካየድ ምርጫ ናጻን ፍትሓዊን ክኸውን እዩ ዝብል እምነት ከም ዘይብሎም ይገልጹ ምህላዎም እቲ ዜና ወሲኹ …

Read More »

ብጉዳይ ክታበት ኮቪድ-19 ዝቐረቡ ክስታት፡ ተረጋጊጾም

ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ተኸትቡ፡ ንዘጋጠሙ ኣሉታዊ ሳዕቤናት ብዝምልከት ዝቐረቡ ጥርዓናት፡ ድሕሪ ምጽራዮም፡ ሒደት ሰባት ጥራይ እቲ ዘቕረብዎ ጥርዓን ምስ ክታበት ከምዝተሓሓዝ ተረጋጊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ንጸብጻባት ሬድዮ P4 ዮቶቦሪ፡ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ካብቶም ናብ በዓል መዚ መድሃኒት ሽወደን ዝቐረቡ 1100 ጉዳያት፡ ክሳብ ሕጂ፡ ዓሰርተ ዝኾኑ ጉዳያት ጥራይ ተረጋጊጾም ከምዘለዉ ኣካያዲ ፋርማሳዊ መድሕን፡ ሮበርት ስትሩም፡ ምስታ ሬድዮ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ገሊጹ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com