Friday , May 17 2024

ዜና

ናይጀርያ፡ ኣብ ዕዳጋ ብዝተኸስተ ዓሌታዊ ጎነጽ ሰባት ይሞቱ

ኣብ ናይጀርያዊት ከተማ ኢባዳን ኣብ ዕሙር ዕዳጋ ብዘጋጠመ ዓሌታዊ ጎነጽ ብውሑዱ 10 ሰባት ከም ዝሞቱ ቢቢሲ ሓቢራ። ነዚ ጎነጽ ስዒቡ ኣመሓዳሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኦዮ ካብ ወጋሕታ ክሳብ ዕራርቦ ጥራይ ምንቅስቓስ ዝፍውቅድ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ’ሎ። እዚ ግጭት ሓደ ዓረብያ ዝደፍእ ወዲ ሃውሳ ንሓደ ተወላዲ ዮሩባ ገጭዩ ድሕሪ ምቕታሉ እዩ ዝሰዓበ ምዃኑ እቲ ዜና ወሲኹ ጸብጺቡ። ደቡባዊ ምዕራብ ናይጀርያ መረበት …

Read More »

ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ንክታበት ኩባንያ ኣስትራ ዚኒካ፡ ብህጹጽ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ወሲኑ

ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ንክታበት ኣስትራ ዚንካ ብህጹጽ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ወሲኑ። እዚ ማለት ድማ፡ ኣብቲ ብዓለማዊ ውድብ ጥዕና ተደጊፉ ክታበት ኮሮና ናብ ድኻታት ሃገራት ንምብጻሕ ዝሰርሕ፡ ኮቫክስ፡ ዝተባህለ ፕሮግራም፡ ነዚ ክታበት ብዓለም ለኻዊ ደረጃ ክጥቀመሉ ክኽእል ማለት እዩ።   ኩሉ ነገር ተዳልዩ ኣሎ፡ እታ ሓንቲ ዕንቅፋት ክትኮነና ትኽእል፡ ቅልጣፈን ብዝሒ መጠን ፍርያትን ክኸውን እዩ ክብል ዳይሬክተር ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ዶክተር …

Read More »

ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ቀብሪ ማንዴላ ብዝተኣሳሰር ዓሎቕ ሰባት ትኣስር

ምስ ቀብሪ ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ኔልሰን ማንዴላ ብዝተኣሳሰር 15 ሰባት ብዓሎቕ ክሲ ከም ዝቐርበሎም ተፈሊጡ። ካብዞም ተኸሰስቲ ምርኡያት ኣባላት ሰልፊ ኣፍሪቃዊ ሃገራዎ ባይቶ ኣውራጃ ምብራቕ ኬፕ ከም ዝርከብዎም ዝገለጸ እቲ ሓበሬታ እቶም ተኸሰስቲ ዛጊት ኣብቲ ክሲ ምንም ርእይቶ ኣይሃቡን ኣለዉ ኢሉ። ኣኽባር ሕጊ እዞም ተኸሰስቲ ክሳብ 700ሽሕ $ (500 ሽሕ£ ) ዝኸውን ገንዘብ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ምዝውዋሮምን ዓሎቕ ምፍጻሞምን ገሊጹ’ሎ። …

Read More »

ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ተወሳኺ ጸረ ኮሮና ክታበት ንምርካብ ዝርርብ ጀሚሩ

ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ካብቲ ኣዚዝዎ ዝነበረ 160 ሚልዮን ብልቃጥ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ናይ 150 ሚልዮን ተወሳኺ ብልቃጥ ክታበት ንምግዛእ ምስ ኩባንያ ሞደርና ዝርርብ ከምዝጀምረ ኣፍሊጡ ክብሉ ኣብ ብራስለስ ዝርከቡ ሰበስልጣን ንማዕከን ዜና ሮይተርስ ሓቢሮም። እቲ ዝዝረበሉ ዘሎ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ንኽንርከቦ ተስፋ ንገብር ክብል እቲ ኮሚሽን ሓቢሩ። ኤውሮፓዊ ኮርሚሽን፡ ካብ ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ኩባንያታት፡ ኣስታት …

Read More »

Harmony Media News 15-02-2021

Read More »

8.5 ቢልዮን ክሮነር ንምምሕዳራትን ምምሕዳር ከተማታትን

ምምሕዳራትን ምምሕዳር ከተማታትን ሽወደን፡ ጸረ ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ዘውጽአኦ ወጻኢታት ንምሕዋይ፡ ብውሕስነት መንግስቲ፡ ካብ በዓል መዚ ሃገራዊ ቦርድ ጥዕና ሽወደን፡ ናይ 8.5 ቢልዮን ክሮነር ሓገዝ ክረኽባ ምዃነን ተገሊጹ። እዚ ማለት ድማ፡ ኩለን ምምሕዳራትን ምምሕዳራት ከተማታት ሽወደን፡ ንኹሉ ዘጽደቐኦ ወጻኢታተን፡ ምሉእ ብምሉእ ከምዘሕወያ ኣብ ሃገራዊ ቦርድ ጥዕና ሽወደን፡ ተመራማሪት ዝኾነት ሊንዳ ኤልድስትራንድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ በዓል መዚ ገሊጻ። ብመሰረት መግለጺ …

Read More »

ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ክወቕዖ ዝግባእ ዝነበረ ናይ ክታበት ሸቶ፡ ኣሰጋጊርዎ

ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ንኹሎም ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ኣብ መፋርቕ ወቕቲ ክረምቲ፡ ክታበት ኮሮና ከቲቡ ክውድእ ከም ዕላም ሒዙ ክሰርሓሉ ጀሚሩ ከምዘሎ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን፡ እቲ ወጢንዎ ዝነበረ ደረት ግዜ ናብ መፋርቕ ወርሒ ሓምለ ከምዘሰጋገሮ ሓቢሩ ክብል ጋዜጣ ዳገንስ ኒሀተር ኣቃሊሑ። ኣብ መስርሕ ምርኽኻብ መድሃኒት ክታበት፡ ምድንጓያት ብምግጣሙ፡ እቲ ተወጢኑ ዝነበረ ዕላማ፡ ኣብ እዋኑ ክንወቕዖ ኣይክንክእልን ኢና። ፍርቂ …

Read More »

ጆንሶን. . . . ታዓጽዩ ዘሎ ንጥፈታት ሃገር ንምኽፋት፡ ብዘገምታ ክስራሕ ምዃኑ ይመባጻዕ

ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና፡ ንነዊሕ እዋን ተዓጽዮ ዝጸንሐ ጥፈታት ሃገሩ ንምኽፋት ዘኽእል ሓድሽ መደብ፡ ኣብ ዕለት 22/02/2021፡ ከቕርብ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። እቲ ናይ ምኽፋት መደብ፡ ጥንቃቐ ዝመልኦን ቀጻልነት ዘለዎን ክኸውን ምዃኑ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ተመባጺዑ ኣሎ። ክሳብ እዚ ዝተጠቕሰ ዕለት፡ መጠን ናይቶም ዝልከፉ ሰባት፡ ከም እንደገና ክውስኽ እንተድኣ ተራእዩ፡ እቲ ናይ ምኽፋት መደብ ክሰጋገር ከምዝኽእል ብተወሳኺ …

Read More »

ንግስቲ ሽወደን፡ ሲልቪያ፡ ኢዳ ተሰይራ

77 ዓመት ዝዕድሚኣ ንግስቲ ሲልቪያ፡ ኣብ ትነብረሉ ገዛ ኢዳ ከምዝተሰብረት ኣብ ገጻት ፌስ ቡክ ናይ ንጉሳዊ ስድራቤት ተሓቢሩ። እቲ መልእኽቲ ከምዝሕብሮ፡ ንግስቲ ሲልቪያ፡ ሎሚ ንግሆ ዕለት 15/02/2021፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ድሮትኒንሆልም ካስል (Drottningholm Castle) ዝርከብ ገዝኣ እናተንቀሳቐሰት እንከላ ሸተት ኢላ ብምውዳቓ፡ ናብ ሆስፒታል ዳንድሪድ ድሕሪ ምውሳድ ኣብ የማናይ ኢዳ መንቃዕቲ ከምዘጋጠመን ብሓካይም ናይቲ ሆስፒታል ተሓኪማ፡ ናብ ቤታ ከምተመልሰትን ተሓቢሩ።

Read More »

ኣብ ግብጺ ጥንታዊ መጽሞቒ ቢራ ተረኸቡ

ሓደ ናይ ግብጽን-ኣመሪካን ጉጅለ ኣብ ኣቢዶስ ዝተባህለ ግብጻዊ ምድረበዳ ኣርኪዮሎጂ ጥንታዊ መጽሞቒ ቢራ ብኹዕታ ምርካቦም ተገሊጹ። ኣብዚ ጥንታዊ ሰፈራ 40 ዝኾኑ ጥረምረታት ተሓዋዊሶም ዝፈልሑሉን ቢራ ተጸሚቑ ዝዕሸገሎምን ኣሃዱታት ረኺቦም ኣለዉ። እዚ ጥንታዊ መጽሞቕ ቢራ ኣብ ዘመነ ንጉስ ናርመር ዝነበረ ከይኮነ ኣይተርፍን ምባሎም ላዕለዋይ ቈንስል ጥንታዊ ሓድጊታት ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢሩ። ዛጊት ኣብ ዓለም ካብ እተረኽቡ መጽሞቕ ቢራታት እቲ ዝጠንተወ፡ምዃኑ እውን ተመልኪቱ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com