Tuesday , May 7 2024

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 04 ግንቦት 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ጸረ ቫይረስ ኮሮና መድሃኒት ክዋሃብ ክጅምር እዩ ተባሂሉ።

2. ሃገረ ደንማርክ ጃምላዊ ምርመራ ኮቪድ 19 ንምክያድ ሓደ ሃገራዊ መደብ ሓንጺጻ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com