Wednesday , May 8 2024

Swedish News in tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 30 መጋቢት 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡

1. ኣብ ሽወደን ግዚያዉያን ሰራሕተኛታት ብብዝሒ ስራሕ ይረኽቡ ከምዘሎዉ ተፈሊጡ።

2. 6500 ወለንተኛታት ሰብ ሞያ ሕክምና ንዘሎ ሕጽረት ሰብ ሕክምና ክሕግዙ ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com