Sunday , May 5 2024

ጀርመን ናብ ሸወደን ትበርር ዝንበረት ነፋሪት ትኽልክል!!

ካብ ስፔይን ናብ ስቶክሆልም ትበርር ዝነበረት ህዝባዊት ነፋሪት ብክሊ ኣየር ጀርመን ከይትሓልፍ ሰብ መዚ ክፍሊ ኣቭየሽን ጀርመን ከልኪልፕማ።

 እዛ ቦይንግ 737 ማክስ 8 ዝዓይነታ ነፋሪት ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ኖርዌይ ኮይና ጀርመን እዚ ስጒምቲ ዝወሰደትሉ ምኽንያት ከምዚአን ዝዓይነተን ነፈርቲ ሓደጋ ክወርደን ምጽንሑ ብምምልካት እያ።

እዚ ነፈርቲ ኣብ ርእሲ ውሕስነት ዘይብለን ብተደጋጋሚ ን ሕደጋ ብምቅለዔን ምስዚ ዘሎ ክራማት ኣብ ግምት ብምእታው ካብ ዝኸፍኤ ሓደጋ ንምክልኻል ሙኻኒ ይሕበር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com