Friday , April 26 2024
AP/TT

ህዝባዊ ተቓውሞ ሱዳን ናብ ማእከላዊ ወተሃደራዊ እዚ ካርቱም ይበጽሕ።

ኣሽሓት ትቓወምቲ ሰልፈኛታት ሱዳን ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ካብ ዝጅምሩ ንደሓር ኣብ ታሪኽ ዘመነ ኣልበሽር እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብ ካርቱም ሰልፈኛታት ናብ ማእከላዊ ወተሃደራዊ እዚ በጺሖም ኣለዉ።

እቲ ቀጽሪ ፕረዚደንት ካብቲ ቦታ ብዙሕ ኣብ ዘይርሕቕ ቦታ እዩ ዝርከብ።

ኣባላት ጸጥታ ዘንብዕ ጋዝ ተጠቒሞም ብዙሓት ሰባት ክኣ ኣሲሮም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com