Sunday , May 12 2024
Credit: Claudio Bresciani/TT

ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ኣባል ኔቶ ንምዃን ይዳለዉ።

ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ኣባል ኔቶ ብምዃኖም ብዛዕባዝረኽብዎ ረብሓን ሽወደን ኣብ ውጥን ኔቶ ክትጻወቶ ትጽቢት ዝግበረላ ተራን ኣመልኪቶም ንብርክት ዝበላ ኣዋርሕ ክሰርሑ ምጽንሖም ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ።

ን ሰራዊት ምክልኻል ሽወደን ሓዊስካ ብዙሓት ሰብመዚ ብ ኣባልነት ሽወደን ኣብ ኔቶ ከም ዝጽለዉ ዝፍለጥ እዩ።

“ተራ ሰባት ኣጸቢቖም ዘስተውዕልዎ ነገር እንተሎ ኣብ ሽወደን ስልጠና ዝወስዱ ሰራዊት ወጻኢ ብቚጽሪ ክብ ክብሉ ምዃኖም እዩ,” ክብል ሜጀር ጀነራል ቶማ ኒልሰን ካብ ሰራዊት ሽወደን ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com