Monday , May 13 2024
Photo courtesy :pathofex.com

ሓደ ዓሚል 2020 ዶላር ቲፕ ን ኣሳሳዪ ይገድፍ።

ኣብ ፍሎሪዳ (ሕ/መ/ኣ)ኣብ ዝርከብ ቤት መግቢ 29 ዶላር ዝዋግኡ መግቢ ድሕሪ ምምጋብ 2020 ዶላት ቲፕ ገዲፉ ከም ዝወጸ ተሓቢሩ።

እቲ ዓሚል ነዚ ገንዘብ ድሕሪ ከም ቲፕ ምግዳፉ እቶም ኣሳሰይቲ ብማዕረ ክማቐልዎ ምንጋሩ ሳውዝ ሾር ፒዛ ኣብ ፌስ ቡክ ገጹ ዘስፈሮ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

በዚ ድማ ናይታ ቤት መግቢ ኣሳሰይቲ ንሓድሕዶም 80$ ከም ዝበጽሖም ተገሊጹ። እቲ ዓሚል ከም ዝገለጾ ተግባሩ ኣካል ናይቲ ኣብ ፈለማ ዓመተ 2020 ዝጀመረ ቲፕ ቻሌንጅ ምዃኑን ዓልማኡ ድማ ሰባት ንኣሳሰይቲ ሓልዮትን ልግሲን ከርእዩ ንምድራኽ ምዃኑን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com