Friday , April 26 2024

ሓድሽ  ሕጊ  ኢመግረሽን ካብ 1  ጥቅምቲ 2023 ክጅምር እዩ።

Credit: Fredrik Sandberg/TT

ሚኒስተር ኢመግረሽን ማርያ  ማልመር ከምዝሓበረቶ ካብ  1 ጥቅምቲ  2023 ጀሚሩ  ብናይ  ስራሕ ፍቓድ ናብ ስዊድን ምምጻእ ዝምልከት ካብቲ  ቅድሚ  ሕጂ  ዝነበሮ ድሞዝ ናይ 13000 ክሮነር ብዕጽፊ ብምውሳኽ ዝኾነ መንበሪ ፍቃድ ብምኽንያት  ስራሕ ዘመልክት ሰብ ደሞዙ  26650 ክኽውን ከምዝተወሰነ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ  መግለጺ ኣፍሊጣ።

እዚ ማለት ነቶም ትሑት እቶት ዘለዎ  ስራሕ ዝሰርሑ ከም  ናይ  ጽሬት  ስራሕተኛታትን ናይ  ቤት መግቢ  ሰራሕተኛታትን ዝጸልው  ኮይኑ  ነቶም ክኢላዊ ዓቕሚ ዘለዎም  ግን ክትንክፎም ከምዘይኮነ ወሲኻ ገሊጻ።

እዚ  ሕጊ  እዚ ካብ ዕለት 1  ጥቅምቲ  ኣትሒዙ  ተግባራዊ  ከምዝኸውን እውን ወሲኻ ሓቢራ ኣላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com