Monday , May 13 2024
UN

መዓልቲ ናይ መቦቆላውያን ሰባት

ኣብ ዓለም ኣብ ሕድሕድ ክፉል ዓለም ኣስታት 370 ምልየን መቦቆላውያን ሰባት ኣለዉ

ከምኡውን  370-500  ምልየን  ቋንቋታት ።

እንተኾነ ግን ሃለዋቶም ኣብ ሕቶ ምልክት እዩ ።

በብ ክልተ ሰሙን፡ ሓደ መቦቆላዊ ቋንቋ ይጠፍእ ኣሉ።

ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብዛዕባ ክብርታትን ባህልን መቦቆላውይን ማሕበበረሰብ ንቕሓት ብምፍጣር ንሚልዩናት፡ ብልጽግትን ተብሃጊትን ዓለም ምፍጣር ይከኣል እዩ ኢሉ ይኣምን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com