Friday , April 26 2024
Foto: SVT/TT

መጠንቀቅታ ካብ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ስዊድን

ኣልኮምፒስ- ኩነታት ኣየር
ትካል ሜትሮሉጂ ስዊድን SMHI ትማሊ ረቡዕ መዓልቲ አብ ዘውጽኦ መጠንቀቅታ ንሰብ መካይን ጎማ መኪና ከይቀየሩ ከይዝውሩ ኣተሓሳሲቡ::
እዚ ዝተዋህበ መጠንቀቅታ ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ሃላንድ ጎትላንድ ቨርምላንድ ከምኡውን ኣብ ሰፊሕ ክፋላት ስሞላንድ ኮይኑ መካይን ክንሸራረታ ከምዝኽእላ ሓቢሩ::
ከምዝፍለጥ ካብ 1 ታሕሳስ 2018 ጀሚሩ ምቅያር ጎማ ናይ ክራማት ግዴታ ክኽውን ምኻኑ ተፈሊጡ ኣሎ::


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com