Friday , April 26 2024

ማሌዥያዊ ወራስ ዓራት ቴንጎ መሓመድ ፋይዝ ምስ ሽወደናዊት ሶፊ ሉዊዝ ጆሃንሰን ይምርዖ።

መርዓ ማሌዥያዊ ወራስ ዓራት ቴንጎ መሓመድ ፋይዝ ምስ ሽወደናዊት ሶፊ ሉዊዝ ጆሃንሰን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዓቢ ኣቓልቦ ስሒቡ ምህላዉ ተፈሊጡ።

32 ዝዕድሚኣ ሶፊ መምህር ሶስዮሎጂ ኮይና እናሰርሐት እያ ምስ 45 ዝዕድሚኡ መስፍን ቲንኮ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ተላልዮም ክብል ዴይሊ ሜይል ጸብጺቡ’ሎ።

ስነስርዓት መርዓ ኣብቲ ቅድሚ ኣስታት 180 ዓመታት እተሃንጸ ታሪኻዊ ቤተመንግስቲ ኣስታንላ ባላሊ እዩ ተኻይዱ። 300 ዕዱማት ተረኺቦም ምንባሮም ክኣ ተፈሊጡ’ሎ።

ወራስ ዓራት ማሌዥያ ናይ መጀመርታ ዘይጓል ዓዱ እተመርዓወ መስፍን ኮይኑ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com