Saturday , May 11 2024

ምምሕዳር ኦፕሳላ፡ መርመራ ጸረ-ኣካል ንግዝይኡ ከምዘቋረጸት ሓቢራ

ኣብ ኦፕሳላ፡ ክካየድ ዝጸንሐ መርመራታት ጸረ ኣካል፡ ንግዝይኡ ከቋርጾ ከምዝወሰነ፡ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ሓቢሩ ክብል SVT ኣመሓላሊፉ።

እቶም መርመራ ጸረ ኣካል፡ ክገብሩ ዝመጹ ሰባት፡ ብኮሮና ምልካፎም ከይፈለጡ ናብቶም ሓካይም ስለዝቐርቡ እቶም ሓካይም ከምዝተለበዱ ሓላፊ በዓል መዚ ጥዕና ኦፕሳላ፡ ሚካኤል ኮህለር፡ ገሊጹ።

መርመራታት ኮሮና ግን ክቕጽል ምዃኑ ተሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com