Saturday , May 11 2024

ሞራል መንግስቲን በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕናን ሰማይ ይዓርግ።

ብመሰረት ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ሞራል መንግስቲን በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕናን ሰማይ ከም ዝዓረገ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ጠቒሳ። ኣብ ወርሓ መጋቢት ዝነበረ 51 % ርእሰ ተኣማንነት ሕጂ ናብ 71% ክብ ኢሉ ምህላዉ ድማ ተመልኪቱ’ሎ። መንግስቲ ብወገኑ ሞራሉ ካብ 32% ሚእታዊት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ 53 % ክብ ምባሉ ድማ ተጠቒሱ። በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ክኽተሎ ብዝጸንሐ መስመር ብፍላይ ድማ ብጒጅለ መጽናዕቲታቱ ክውቀስ እዩ ወሪሑ። ዋላኳ እቲ ነቐፌታ እንተቐጸለ ኣዝዩ ገዚፍ ደገፍ እውን ኣይተፈልዮምን ክብል ፒተር ሳተንሶን ነታ ጋዜጣ ኣብሪሁላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com