Friday , April 26 2024

ስድራቤታዊ ልቓሕ ሽወደን እናዓበይ ምምጽኡ ተገሊጹ።

ስድራቤታዉ ልቃሕ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ጥሪ እናዓበየ ምምጽኡ ሓደስቲ ኣሃዛት ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣመልኪቶም። እዚ መጠን ዕቤት 5.1% ምዃኑን ምስ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዝነበረ 0.1% እንክነጻጸር ዓብዪ ዝላ ምዃኑ ተገሊጹ።፡ ኣጠቓላሊ ዘቤታዊ ልቓሕ ወርሒ ጥሪ ናብ 3458 ቢልዮን ክሮና ሽወደን ምዕባዩን ምስ ናይ ዓሚ ዕቤት( ማለት 13 ቢልዮን ክሮና ሽወደን) እንክነጻጸር ገዚፍ ዕቤት ምዃኑን ተመልኪቱ። ምስ ልቓሕ ኣባይቲ እተተሓሓዘ ስታቲስቲክስ ምስ ባንካታትን ፋይናንሳዊ ትካላትን እተተሓሓዘ እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com