Monday , May 13 2024

ሽማግለታት ካብ ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል ገለ ኣገደስቲ ስጒምቲታት ክውሰድ እዩ።

ኣብ ኦፕሳላ መጠነ ሞት ሽማግለታት ይውስኽ ምህላዉን ብጠቕላላ 38 ምሟቶምን ተገሊጹ። በዚ ድማ ምምሕዳር ከተማ ምስፍሕፋሕ እዚ ለበዳ ንምግታእ ገለ ኣገደስቲ ስጒምቲታት ክትወስድ ምዃና ተሓቢሩ። ኣብ መእለዪ ሽማግለታት ዝርከቡ 26 ዛጊት ምሟቶምን 15 ድማ ቤት ኣልቦ ኮይኖም ድሕሪ ምትራፎም ናብ ሓደጋ ሞት ምቅላዖም ድማ ተመልኪቱ። ክንስዕቦብ ዝጸናሕና ኣካይዳ እዂል ብዘይምዃኑ ዝያዳ ክንዓዪ ከድልየና እዩ ክትብል ኮሚተ ሽማግለታት ካሮሊን ሆፍስቴድ ገሊጻ’ላ። በዚ ድማ ንግዳያት ሽማግለታት ብፍሉይ እትከታተል ኮሚተ ክትጣየስ እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com