Friday , May 10 2024

ሽወደን ብጽኑዕ ንዝሓመሙ ዝኸውን እዂል ቦታ የሎን ተባሂሉ።

ብመስረት ጸብጻብ ሚንስትሪ ጥዕና ሽወደን ሕሙማት ኮሮና ናይ ምስትንፋስ ሽግር ከም ዘጓንፎምን ሆስፒታላት ሽወደን እዂል ናይ መስተንፈሲ ናውቲ ከም ዘድለየንን ተገሊጹ። ቅድሚ ሰላሳ ዓመታት ኣብ ሽወደን ሰራዊት ሽወደን ብዙሓት ከምዚ ዝኣመሰላ ቦታትት ከም ዝነበሮምን ሕጂ ግና ሕጽረት ኣጋጢሙ ምጽንሑን እዩ ዝግለጽ ዘሎ። በዚ ድማ ሆስፒታላት ሽወደን ዝያዳ ከምኡ ዓይነት ቦታታት ምድላው ከም ዘድልዮምን ዋላ ንግዜኡ’ውን ይዂን ካልእ ስርሒታት ምውዛፍ ከም ዝከኣል ድም ተመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com