Saturday , May 11 2024
Credit: Janerik Henriksson/TT

ሽወደን ኣብ ኩሉ ዘገልግል ዲጂታላዊ ስርዓት ክትሃንጽ ከም ዝደሊ መንግስቲ ገሊጹ።

ሃገረ ሽወደን ኣብ ኩሉ ዘገልግል ዲጂታላዊ ስርዓት ክትሃንጽ ከም ዝደልዩ መንግስቲን ሰልፊ ዴሞክራሲን ሽወደንን ገሊጾም። እዚ ኣገባብ ሰብሞያ ጥዕና ብዛዕባ ተሓካማይ ዝህልዎም ሓበሬታ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ከበጻጽሑ ክሕግዝ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ዝበዝሑ ሰብመዚ ሓበሬታ ነዚ ብኣዎንታ ከም ዝጥምትዎ፡ እንተኾነ እዚ ዕማም ብዞባታት ክምራሕ ኣለዎ ዝብል እምነት ከም ዘለዎም ንሬዶ ሽወደን ገሊጾም ኣለዉ። ዞባታት ጠለብ ተሓከምቲ ስለዝፈልጣ ነዚ ዓም ንሰን ክመርሓኦ ኣለወን ክብል ኣብ ዞባ ቫስተርቦተን በዓልመዚ ሓበሬታ ኦሃንስ ሆንበር ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com