Saturday , May 11 2024

ብሰንኪ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘጋጠመ ብልሽት፡ ሰሜናዊ መራኸቢታት ተዓጽዮም

ሎሚ ኣብ ሰዓታት 11፡30 ቅ.ቐ.፡ ብሰንኪ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘጋጠመ ብልሽት፡ ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከብ ሰሜናዊ መራኸቢ ምሉእ ብምሉእ ከምተዓጽወ፡ ምምሕዳር መጓዓዝያ ሽወደን፡ ገሊጹ።

ብምልኦም መእተውን መውጽእን ከምተዓጽዉን ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ጸገማት ንምፍላጥ ይሰርሑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እቲ ተፈጢሩ ዘሎ ብልሽት፡ መዓስ ክጽገን ከምዝኽእል ገምጋማት ከምዘይብሉ፡ እቲ ምምሕዳር ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com