Sunday , May 12 2024
Tolga Akmen/Pool via AP/TT

ቦሪስ ጆንሰን ነቲ ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክናዋሕ ዝብል ሕቶ ምንጻጉ ተገሊጹ።

ንሱ ነቲ ኣብ መንጐ ዕልቕልቕ ዶብን ሓድሽ ለበዳ ቫይረስን ዝተቐልቀለ ሕቶታት ምንዋሕ እቲ ተግባር ነጺግዎ’ሎ።

ቀዳማይ ሚኒስተት ስኮትላንድ ምስ ምኽሳት እዚ ሓድሽ ለበዳ ብሪጣንያ ገለ ምንዋሕ እዚ ውሳነ ክትገብር ሓሳብ ምቕራቡ ድማ፡ተመልኪቱ።

“እዚ ሓድሽ ዝዓይነቱ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣሸጋሪ ኲነታት ኣብ ቅድሜና ተገቲሩ ምህላዉን 100% ዓቕምና ኣብኡ ከነውዕሎን ኣሎና ዘመልክት እዩ ዘመልክት እዩ” ክትብል ወ/ሮ፡ስታርጎን ኣብ ዝሰደደቶ መልእኽቲ ትዊተር ገሊጻ’ላ።

ዝኾነ እንተኾነ ዘተ ንግድ ኣውሮጳዊ ሕብረት ብሰኑይ ምክያዱ ኣይተርፎን እዩ ድሕሪ ዝብል ዜና ዝወጸ ምሉቅኑ ዝተነግረሉ እዚ መልእኽቲ ቀዳመ፡ሰንበት ዝተገብሩ ዘተታት ብዘይ ፍረ ምብታኖም ዘመልክት እዩ ክብሉ ተንተንቲ ይገልጹ።

ባይቶ ኣውሮጳ ኣቐዲሙ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ እቲ ኣብ 31 ዲሰምበር ዝካየድ ምፍላይ ቅድሚ ምግጣሙ ብሰንበት ገለ ስምምዕ ክብጻሕ ምተገባአ ኔሩ ኢሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com