Friday , April 26 2024
Adam Wrafter/SvD/TT

ኢመግረሽን ቦርድ ሽወደን ብዙሕ ወጻኢ ምግባር ከም ዝጽበዮ ይትንበ።



ኣብ ዓመታት 2018 ክሳብ 2021 ብሰንኪ ምዕቋር ባጀት ኤምን ኬዲን ወጻኢታት ቦርድ ስደተኛታት ብሓደ ቢልዮን ክሮነር ክውስኽ ምዃኑ ተገሊጹ።

ዳይረክተር ሚካኤል ራበንቪክ ንሪክስዳግ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳቤ ንዚ ምግላጹ ቲቲ ጸብጺቡ’ሎ።”ኣብ ዝቕጽል ዓመት ሪጋ፡ ንመስርሕ ዝወስድ ግዜን ተጠቀምቲን ብናህሪ ክውስኽ እዩ” ይብል እቲ ደብዳቤ።

ኣቦመንበር ማሕበራዊ ሽማግለ ጆን ፎርሰል ናብ ቲቲ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳቤ “ቀዳምነትና ምክልኻል፡ ፖሊስን ከምኡ ዝመሰለን እዩ” ይብል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com