Friday , April 26 2024

ኣብ ምቅላስ ምልዋጥ ክሊማ ኣፕሳላ ዝበለጸት ከተማ ተባሂላ!!

ኣፕሳላ ኣብ ምቅላስ ምልዋጥ ክሊማ ካብ ከተማታት ሽወደን እታ ዝበለጸት ተባሂላ’ላ። ስዒበን ከተማታት ሱንድቫልን ክሪስታንድሳትን ተሰሪዐን ኣለዋ።

እዚ ዝተባህለ ትካል ከባብያዊ መጽናዕቲ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኮይኑ 208 ምምሕዳር ከተማታት ከም እተወዳደራ ተፈሊጡ። ክሊማዊ ለውጢ ኣዝዩ ከቢድ ብድሆ ዓለምና ምዃኑ ጸብጻባት ውድብ ሕቡራት ሃገራት የመልክቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com