Sunday , May 12 2024

ኣብ ስቨንስካ ሓደ ኮተቴ ብጥይት ተቐቲሉ።

ዝሓለፈ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ስቨንስካ ወዲ 16 ዓመት ኮተቴ ኣብ መንገዲ ብሽክለታ ብብርቱዕ ቆሲሉ ከም አተረኽበን፡ ፖሊስ እታ ከተማ ወፍሪ መርመራ እዚ ወንጀል ጀሚሮም ምህላዎምን ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ።

እቲ ኮተቴ ናብ ሆስፒታል ድሕሪ ምብጽሑ ምሟቱ እታ ሬድዮ ወሲኻ ጸብጺባ’ላ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com