Sunday , May 12 2024

ኣብ በዓል ልደት፡ ውድብ መሰል ህጻናት “ብሪስ” ዝበዝሐ ናይ ርድኡኒ ጻውዒት ተቐቢሉ።

ውድብ መሰል ህጻናት “ብሪስ”፡ ኣብ እዋን ልደት ዝለዓለ መጠን ናይ ርድኡኒ ጻውዒት ከም እተቐበለ ገሊጹ። ዝበዝሐ ካብዚ ጻውዒታት፡ ምስ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ዝተተሓሓዙ ምንባሮም እቲ ውድብ ሓቢሩ’ሎ። ልዑል ዋጋ ጸዓትን ዝቕባበን ኣብ 2023 እንተቐጺሉ፡ እዚ ናይ ሓገዝ መስመር ዝያዳ ሰራሕተኛታት ክውስኽ ከም ዝኽእል ገሊጹ’ሎ።  ኣብዚ ናይ ልደት በዓል ብሪስ 2400 ጻውዒታት ምቕባሉ፡ እዚ ኸኣ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት እንክወዳደር ብ 19% ምውሳኹ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com