Monday , May 13 2024
Credit: Chris Anderson/TT

ኣብ ታሕሳስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዝቕባበ ብናህሪ ይውስኽ ምንባሩ ተገሊጹ።

ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ዝቕባበ ናብ 10.2% ክብ ኢሉ ምንባሩ ዝሓለፈ ዓርቢ ብስታቲስቲክስ ሽወደን ዝወጸ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። እዚ ምስቲ ኣብ ወርሓ ሕዳር ኣብ 9.5% ዝነበረ ዝቕባበ፡ ከምኡውን ምስ ትጽቢት ክኢላታት ብምውድዳር ዝለዓለ ምዃኑ እቲ ስታቲስቲክስ ወሲኹ ኣመልኪቱ’ሎ።

“ዝዓበየ ምኽንያት ናይዚ ዝቕባበ፡ ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ዝነበረ ወሰኽ ዋጋ ጸዓት እዩ ኔሩ” ክብል ኣብ ባንክ SEB ዋና ክኢላ ስነቚጠባ የንስ ማግኑሰን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com