Friday , April 26 2024
Eranga Jayawardena/AP/TT

ኣቦን ክልተ ኣሕዋትን ኣካያዲ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ስሪላንካ ተቐቲሎም።

ኣካያዲ ናይዚ ብሰንበት ኣብ ከተማ ኮሎምቦ እተኻየደ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዛህራን ሓሽም ኣቦኡን ክልተ ኣሕዋቱን ኣባላት ጸጥታ ብዝገበርዎ ስርሒት ከም እተቐትሉ ቢቢሲ ገሊጹ’ሎ።

ዛህራን ሓሽም መስራቲ ናይቲ ብሕጊ እተኣገደ እስላማዊ ጒጅለ እዩ ኔሩ።

ሰንበት መዓልቲ ፋስጋ ኣብ ቤተክርስትያን ኮሎምቦ ንነብሱ ብምፍንጃር ልዕሊ 250 ሰባት ምቕታሉ ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com