Friday , May 10 2024

ኣገልግሎት መድሃኒት(ፋርማሲ) ሽወደን ብሕጽረት ኣፋውስ ይሽገር ምህላዉ ይገልጽ።

ኣብ ብርክት ዝበላ ዞባታት ሽወደን ዝርከባ ኲባንያ ኣገልግሎት መድሃኒት ብሕጽረት መድሃኒት ንዝጎነፎ ሽግር ንምውጻእ ገለ ድጎማ ከም ዝጠልብ ጋዜጣ ዳገንስ ንሄይተር ሓቢራ። እታ ኲባንያ ኣብ ፈለማ ስርዓት ሓበሬታ ቴክኖሎጂ ምፍሻሉ ግጉይ ሓበሬታ ከም ዝሰራጮ ምግባሩ እዩ ከም ምኽንያት ኣቕሪብዎ ኔሩ።

ጸኒሑ ግና እቲ ኲባንያ ብሰንኪ ኣብ ማእከላት ጥዕና ዘሎ ጠለብ ኢንቨንትሪን ሕጽረት ኣፋውስን ኣሎ ዝብል ዘይቅትዑይ ሓበሬታ እዩ ዝብል መብርሂ ሒዙ ቀሪቡ’ሎ። ተወሳኺ ዕደላ ንምውሓስ እተን ኲባንያታት ተወሰኽቲ ኣባላት ምምጽኡን እዚ ድማ ነተን ዞባታት ተወሳኺ ጾር ምዃኑ ተመልኪቱ’ሎ። ኣቦመንበር ሽማግለ ቀረብ ኣቕሑ ዞባታት ቤህሴት ባርሶም እዚ ኲባንያ ምስ ዝሃቦ ሓበሬታ ከም፡ዘይሰማማዕ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com