Friday , April 26 2024
Foto: TT.

ኣገልግሎት ዲጂታላዊ ሕክምና ልዑል ወሰኽ ተገልገልቲ ኣርእዩ።



ከምኒ ክራይ(Kry),  ሚን ዶክተርን (Min Doktor) ዝበላ ዲጂታላዊ ዌብሳይታት ተጠቀምተን ምውሳኹ ኣብዚ ዓመትዚ ኣብ ዝተራእየ ምውሳኽ ኣገልግሎት ዲጂታላዊ ሕክምና ተራ ኔርዎ ተባሂሉ።

እቲ ትንበያ ከም ዝበሎ ተበጻሕነት ዲጂታላዊ ዌብሳይታት ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን በጺሑ’ሎ።ሕሳብ ከፈልቶ ግብሪ ሓደ ቢልዮን ክሮነር ሽወደን ክብጸሕ ከም ዝክእል ድማ ኤስ ቪ ቲ ኒውዝ ጸብጺቡሎ።

ዝሓለፈ ዓመት እቲ ቁጽሪ ዲጆታል 200000 ጥራይ እዩ ኔሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com