Saturday , May 11 2024

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ገምጋም ስግኣት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሽወደን ይልዕል ከምዘሎ ሓቢሩ።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን Folkhälsomyndigheten ብዛዕባ ስግኣታት ጥዕና ቫይረስ ኮሮና ብምግምጋም ኣብ ውሽጢ ሃገር ገለ ዝተለኽፉ ሰባት ክህልዉ ከም ዝኽእሉ ኣንፊቱ’ሎ። እንተኾነ ግና ኣብ ውሽጢ ሽወደን ናይ ምልባዕ ዕድሉ ኣዝዩ ትሑት ምዃኑ’ውን ኣቐሚጦም ኣለዉ። እዚ ቫይረስ ፈለማ ኣብ ቻይና ከም እተራእየን ድሕሪዚ ናብ ደቡብ ኮርያ፥ ኢራንን ኢጣንያን ምድፍሕፍሑ ዝፍለጥ እዩ።፡ ኣብ ሽወደን ዛጊት ክልተ ሰብ በዚ ቫይረስ ከም እትታሕዘ ተፈሊጡ ከምዘሎ ይሕበር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com