Sunday , May 12 2024
Credit: Karl-Josef Hildenbrand/AP

ካብ ባሕቲ ጥሪ እዚ ሓድሽ ዓመት ንነጆ ብርክት ዝበሉ ሓደስቲ ሕጊታትን ምትግባር ይጅምሩ ኣለዉ።

ካብ ባሕቲ ጥሪ እዚ ዓመት ኣትሒዙ፡ ኣብ ሽወደን ብርክት ዝበሉ ሓደስቲ ሕጊታት፡ እንተላይ ለውጢታት ቀረጽ ናብ ትግባረ ከም ዝውዕሉ ተገሊጹ። ገለ ካብዚ ለውጢታት፡ ኣብ ስራሕ ዘለዉ ሰባት ክሳብ 69 ዝመልኡ ምስራሕ ክቕጽሉ ክፍቀደሎም ምዃኑ፡ ከምኡ’ውን ኣብ 2008ን ድሕሪኡን ዝተወልዳ ደማሙ ወነንተን ኣብ ቦርድ ሕርሻ ሽወደን ከመዝግብወን ዝብል እዩ።

“ብዙሓት ወንነቲ ዘይብለን ፋሉላት ደማሙ ክህልዋና ኣይንደልን ኢና” ክትብል ኣብ ቦርድ ምምሕዳር ስካነ ኣሃዱ ምክልኻል እንስሳ ሄንሬታ ቦንድ ኖርድስትሮም ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com