Sunday , May 12 2024

ኮተቴ ገበነኛታት ካብ ዝግብኦም ንላዕሊ ኣብ ማእሰርቲ ክጸንሑ ይግበር ምህላዉ ተቓሊዑ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣገልግሎት ማእሰርቲን ኣመክሮን ን ትሕቲ ዕድመ ገበነኝታት ካብቲ ብሕጊ ዝግብኦም ሰዓታት ንላዕሊ ተኣሲሮም ክጸንሑ ምግባሩ ሬድዮ ሽወደን ኣቃሊዓ።

ካብ 15-17 ዝዕድሜኦም ኮተቴ፡ መዓልታዊ ክሳብ ኣርባዕተ ሰዓታት ምስ ካልእ ሰብ ክጸንሑ ዝድንግግ ሓድሽ ሕጊ፡ ዓሚ ኣብ ወርሒ ሓምለ ናብ ትግባረ ምውዓሉ ዝፍለጥ እዩ።

“ሕጊታት ይጠሓስ ኣሎ” ክብል ኣካያዲ ኣገልግሎት ማእሰርቲን ኣመክሮን ዊልሀልም ግረቪክ ገሊጹ’ሎ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com