Friday , April 26 2024
N Lorek/TT

ዋጋታት መግቢ ኣብዚ ዓመት ብ 12% ክውስኽ ይኽእል እዩ ተባሂሉ።

ኣብዚ ዓመት፡ ዋጋታት መግቢ ሽወደን ብ 12% ክውስኽ ይኽእል እዩ ክብል፡ ን ዱካናት መግቢን ዋጋታትን ዝከታተል ኲባንያ ሞትፕሪስኮለን ሓቢሩ። ዋጋታት መግቢ፡ ኣብዚ ዓመት ብፍላይ ድማ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክውስኹ ምጽንሖም ዋና ኣካያዲ እቲ ኲባንያ ን ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ’ሎ። ምኽንያት ናይዚ ምውሳኽ፡ ኣብ መላእ ሰንሰለት መፍረ መግቢ ዘሎ ልዑል ዋጋ መግቢ እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com