Friday , April 26 2024

ዓዲ እንግሊዝ፡ ኩነታት ክታበት ኮቪድ-19

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብቶም 18.1 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝተኸትቡ ዜጋታት፡ ኣስታት 30 ዝኾኑ ሰባት፡ ደም ናይ ምርጋእ ተርእዮታት ከም ዘጋጠሞም ብሪጣንያዊ በዓል መዚ መድሃኒት (MHRA) ሓቢሩ ክብል፡ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

እቶም ካብ ፍርያት ኩባንያ ፋይዘር ዝተኸትቡ ዜጋታት ግን ክሳብ ሕጂ ዝኾነ ዓይነት ኣሉታዊ ጎድኒ ከምዘየርኣዩ MHRA ገሊጹ።  


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com