Sunday , May 12 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 18 December 2020

ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. ሃገረ ሽወደን ተወሰኽቲ ጽኑዓት ማሕበራዉን ህዝባዉን መምርሕታት ኣማሓላሊፉ ከምዘሎ መራሕ መንግስቲ ሽወደን ሓቢሩ።

2. ሕብረት ኤዉሮጳ ንኢትዮጵያ ዝዋሃብ ገንዘባዊ ሓገዝ በቲ ምስ ትግራይ ዝተኸፍተ ዉግእን ኣታሓሕዝኡን ምኽንያት ደዉ ክብል ወሲኑ።

#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden #Alkompis #newas #Tigrigna #Tigrai #Eritrea #Afrika #Afro-Sweden


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com