Monday , May 13 2024
Photo/Jae C. Hong/AP/TT

ዴንማርካዊ ሓንባሳይ ብሓንቲ ምዕጐ ትንፋስ ናብ 200 ሜትሮ ጥልቀት ይሕምብስ።

እዚ ስቲግ ሲቨረንሶን ዝተባህለ ዴንማርካዊ ሓንባሳይ ኣብ ላ ፓዝ ሜክሲኮ ሓንቲ ምዕጐ ብምውሳድ 662 ጫማ (ማለት 200 ሜትሮ) ጠሊቑ ብምሕንባሱ ኣብ ክብረ መዝገብ ጊኒስ ክሰፍር ክኢሉ’ሎ።

ንሱ በዚ ክብረ ወሰን ኣቢሉ ኣብ ማያዊ ክሊ ዓለምና ዝወርድ ዘሎ ክበላ ንምክልኻል ኣስተምህሮ ንምሃብ ከም ኣጋጣሚ ክጥቀመሉ ከም ዝደሊ ሓቢሩ’ሎ። እ

ዚ ሓንባሳይ ኣቐዲሙ እውን ትንፋሱ ንዝነውሐ ግዜ ሓቢኡ ብምጽናሕ ካልእ ክብረ ወሰን ጊኒስ ኣኽቲቡ ምጽንሑ ተፈሊጡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com